ብነዳዲ ዘዕለቕለቕ ግራውቲ ናይጀርያ

ኣብ ግራውቲ ሓረስቶት ናይጀርያ ብዘጋጥም ዘሎ ዋሕዚ ነዳዲ ህይወት ዕሸላት ኣብ ሓደጋ ወዲቑ ከምዝርከብ ተመራመርቲ ስዊዘርላንዳውያን ዕላዊ ገይሮም።