ባህላዊ ትልሂት ህዝቢ ሃረርጌ
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ባህላዊ ትልሂት ህዝቢ ሃረርጌ

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ ከባቢ ሃረርጌ 'ሄሌ' ዝበሃል ባህላዊ ትልሂት ኣለዎም። ኣሕሞትሙት ናብ እንዳ ዓድሕማ ክኸዱ እንከለዉ ዘዘውትርዎ ዓይነት ትልሂት እዩ። 'ኣጋይሽኩም ንመጽእ ኣለና እሞ ብዝግባእ ተቐበሉና' እናበላ የዚማን ይለሃያን።