ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ሓድሽ መበቆል ወድሰብ
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ሓድሽ መበቆል ወድሰብ

"ሓረግና ኢትዮጵያዊት ሉሲ ኣይኮነትን"፤ ተመራመርቲ ነዛ ሓዳሽ ኣስከሬን ኣካል መበቆል ወድሰብ፡ 'ሊትል ፉት' ዝብል ስያመ ሂቦምዋ ኣለዉ።

ኣብ በዓቲ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝተረኸበት 'ሊትል ፉት'፡ መንእሰይ ጓል ኣንስተይቲ ከምዝነበረት ተገሊፁ።