ኣብ ሻኪሶ ዘለኻ ስቓይ

ኣብ ሻኪሶ ዘለኻ ስቓይ

ኣብ ከባቢ ሻኪሶ ብሚድሮክ ኢትዮጵያ ዝተትኽለ ፋብሪካ መፍረይ መዓድን ወርቂ ኣብ ማሕበረሰብ እቲ ኸባቢ ጥዕናዊ ጸገማት የስዕብ ከምዘሎ ነበርቲ እቲ ከባቢ ገሊጾም። ብፍላይ ኣብ ህጻናት ልዑል ኣካላዊ መጉዳእቲ እናብጸሐ እዩ።