ህይወት ኣሽሓት ክተድሕን ዝኸኣለት ህንዳዊት ኣዶ ማይ
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ህይወት ኣሽሓት ክተድሕን ዝኸኣለት ህንዳዊት 'ኣዶ ማይ'

ሓንቲ ህንዳዊት ኣዶ ከርሰ ምድሪ ማይ ኣብዘይብሎም ከባቢታት ዲጋታት ብምስራሕ ጸገም ሕጽረት ማይ ኣብ ምቅላል ይርከባ። ክሳብ 90 ዓመት ዝዕድሜን ድማ ዘስርሕኦም ዘለዋ ዲጋታት ብ 3 ዕጽፊ ክብ ንምባል ይስራሓ ከምዘለዋ ገሊጸን።