መሓመድ ሳላሕ ተሸላሚ ብሉጽ ተጻዋታይ ኣፍሪቃ
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

መሓመድ ሳላሕ ተሸላሚ ብሉጽ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ

ሓሙሽተ ተጻወትቲ ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃውያን ክነሓንሕሉ ዝጸንሐ ውድድር ብሉጽ ተጻዋታይ ኣፍሪቃ እነሆ ዕላዊ ኮይኑ ኣሎ። ብመሰረት እዚ ተጻዋታይ ጋንታ ሊቨርፑል፡ ግብጻዊ መሓመድ ሳላሕ ተዓዋታይ ኮይኑ ኣሎ።