ዉቁባት ስእልታት ኣፍሪቃ እዚ ሰሙን

ካብ መላእ ኣፍሪቃ ዘተኣኻኸብናዮም ዉቁባት ስእልታት ኣፍሪቃ እነሆ ናባኹም።

ናይ ምስሊ መግለጺ ስእሊ ቤተክርስትያን ጽዮን ማርያም ኣኽሱም ኣብ ቅነ ሕዳር ጽዮን
Image copyright EPA
ናይ ምስሊ መግለጺ ኬንያዊት ሳብሪና ሲማደር ኣብቲ ብዓርቢ ኣብ ሲዊዘርላንድ ዝተኻየደ ውድድር ስላሎም ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሰማይ ትነፍር'ላ
Image copyright Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣልጀርያ ዝወነነቶ ፈላማይ ሳተላይት። ኣልጀርያ ዝወነነቶ ፈላማይ ሳተላይት ኣብ ቻይና እዩ ማእኸሉ ።
Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ነቲ ኣብ ሊብያ ዝተኻየደ ንግዲ ባሮት ዝቃወሙ ሰልፈኛታት ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ
Image copyright Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ሊብያ ቤንጋዚ ዝተኣሰሩ ስደተኛታት
Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ካብ ሊብያ ዝሃድሙ ዘለዉ ማላዊያን ኣባላት ስድራ ። እቶም ዝተፈናቐሉ ስድራ ኣብ ማሊ ባማኮ ናብ መፅለሊ ስደተኛታት ኣትዮም።
Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ቀልቢ ብዙሓት ዝወሰደት ደራፊት ስደተኛ ኮንጎ፡ ኣይዛብል ኣንቶንዮ ኣብ ገምገም ባሕሪ ብራዚል። ኣይዛብል ኣንቶንዮ ኣብ ዕድመ ንእስነታ እያ ፍቕሪ መረበት ዓዳ ተመንጢላ።
Image copyright EPA
ናይ ምስሊ መግለጺ ኬንያዊትን ሜክሲኮዊትን ተዋሳኢት ሉፕታ ንዮንጎ ኣብ ካሊፎረንያ
Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ፕረዚዳንት ናይጀርያ ሙሓመድ ቡሃሪ ግራቶም እንትርእዩ
Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ መንነቶምን ቋንቋኦምን ኣፍልጦ ክረክብ ንመንግስቲ ደቡብ ኣፍሪካ ዝጠርዑ ዘለዉ መራሕቲ ዓሌት ኮስያን

እዞም ምስልታት ካብ ኤ ኤፍ ፒ፣ ኢፒኤን ሮይተርስን ዝተረኸቡ እዮም።