የማነ ጊላጋብር፡ ሰሃራ በረኻ ብምርኩስ ዝጨደደ ስንኩል ተጋዳላይ
የማነ ጊላጋብር፡ ሰሃራ በረኻ ብምርኩስ ዝጨደደ ስንኩል ተጋዳላይ
ሰሃራ በረኻ ብምርኩስ ጨደዱ ኣውሮጳ ዝኣተወ ስንኩል ተጋዳላይ ኤርትራ፡ የማነ ጊላጋብር።
ብብዝሒ ዝተራእየ
ቪድዮ, ቅልውላው ትግራይ፡ "ትግራይ ኣብ ዝኣዘዘትኒ ክሰርሕ'የ", ዕምሪ ፈነወ 5,46
ኣብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብረዳት ኣብራርነት ንሸሞንተ ዓመታት ዝሰርሐ ሓለቓ ሚኢቲ ተኽለብርሃን ወልደስላሴ ካብቲ ትካል ብትግራዋይነቱ ካብ ስራሕ ከምዝተኣገደን ሎሚ ካብ ኢትዮጵያ ወጻኢ ብናይ መሸጣ ክዳዉንቲ ይናበር ከምዘሎን ንቢቢሲ ገሊጹ።