ንውላዳ ዝምጥን መፅሓፍ ብምስኣና፡ ባዕላ መፅሓፍ ዝፀሓፈት ኣደ
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ንውላዳ ዝምጥን መፅሓፍ ብምስኣና፡ ባዕላ መፅሓፍ ዝፀሓፈት ኣደ

ጀኔት ክዋካይ ንወዲ ክልተ ዓመት ወዳ ካዮድ፡ ብኣፍሪቃውያን ገፀ-ባህርያት ዝተፅሓፈ መፅሓፍ ክትረክብ ኣይከኣለትን። በዚ ድማ 'ፈሚ ፎክስ' ብዝብል ገፀ-ባህሪ ናይ ባዕላ መፅሓፍ ክትፅሕፍ ወሲና።