ብመጠን እግርኻ ዝዓቢ ጫማ
ብመጠን እግርኻ ዝዓቢ ጫማ
ኣብዝሓ ወለዲ ደቆም ብዝዓበዩ ቁፅሪ፡ ጫማ ንምግዛእ ክንደየናይ ገንዘብ ከምዘውፅኡ ይፈልጥዎ እዮም። ሕዚ ግና ሓደ ትካል ገባሪ ሰናይ፡ ኣብ ትሑት መነባብሮ ንዝነብሩ ስድራ፡ እዞም ወፃእታት ንምንካይ ዓሊሙ፡ በብግዚኡ ክዓቢ ዝኽእል ጫማ ምሂዙ ኣሎ።