ኣብዚ ሰሙን ዝነበሩ ሕሩያት ስእልታት ኣፍሪቃ ተኣንገድሉና

ኣብዚ ሰሙን ዝነበሩ ሕሩያት ስእልታት ኣፍሪቃ ተኣንገድሉና

ወዲ ዝምባብወ ኣብ ድሮ ሓዱሽ ዓመት ዝነበረ ስነስርዓት ኣከባብራ ብተመስጦ እናተዓዘበ ውሽጣዊ ታሕጓስ ዝወለዶ ሓቀኛ ፍሽኽታ Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ወዲ ዝምባብወ ኣብ ድሮ ሓዱሽ ዓመት ዝነበረ ስነ ስርዓት ኣከባብራ ብተመስጦ እናተዓዘበ ውሽጣዊ ታሕጓስ ዝወለዶ ሓቀኛ ፍሽኽታ
ተመሃሮ ሕርሻ፡ ዝምባብወ ቪክቶርያ ኣብ ዝተሳለጠ ምርኢት ሙዚቃ ተዓዲሞም ሓዊ ተጠቒሞም ዝተፈላለዩ ዓይነታት ምርኢት ንዘርእዩ ሰባት ብምርኣይ እናተዘናግዑ Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ተመሃሮ ሕርሻ፡ ዝምባብወ ቪክቶርያ ኣብ ዝተሳለጠ ምርኢት ሙዚቃ ተዓዲሞም ሓዊ ተጠቒሞም ዝተፈላለዩ ዓይነታት ምርኢት ንዘርእዩ ሰባት ብምርኣይ እናተዘናግዑ

ኬንያውያን ኣብ ምእታው ሓዲሽ ዓመተ 2018 ኣብ ዓለም ለኸ መአከቢ ኣዳራሽ ኬንያታ ተኣኻኺቦም ሓድሽ ዓመቶም እናተቐበሉ እንከለዉ ዝተወሰደ ቅላዕ

ኬንያውያን ኣብ ምእታው ሓዱሽ ዓመተ 2018 ኣብ ዓለም ለኸ መእከቢ ኣዳራሽ ኬንያታ ተኣኻኺቦም ሓድሽ ዓመቶም እናተቐበሉ እንከለዉ ዝተወሰደ ቅላዕ Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ኬንያውያን ኣብ ምእታው ሓዱሽ ዓመተ 2018 ኣብ ዓለም ለኸ መእከቢ ኣዳራሽ ኬንያታ ተኣኻኺቦም ሓድሽ ዓመቶም እናተቐበሉ እንከለዉ ዝተወሰደ ቅላዕ
ደቡብ ኣፍሪቃውያን ተቐማጦ ጆሃንስበርግ ኣብ ኣደባባይ ፊትዝጀራልድ ምብሓት ሓድሽ ዓመተ 2018 ኣመልኪቱ ዝተተኮሰ ርችት ብሞባይሎም እናቐረጹ። Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ደቡብ ኣፍሪቃውያን ተቐማጦ ጆሃንስበርግ ኣብ ኣደባባይ ፊትዝጀራልድ ምብሓት ሓድሽ ዓመተ 2018 ኣመልኪቱ ዝተተኮሰ ርችት ብሞባይሎም እናቐረጹ።
ስነ ጥበባውያን ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ መናፈሻ ስካርቦሮ ሓዱሽ ዓመት 2018 ክቕበሉ ንዝመጹ ዕዱማት ኣጋይሽ ብዛዕባ እቲ ዝስንይዎ ዘለዉ ኣረጊት ዓመት 2017 ጣዕመ ዜሜታት እናቕረቡ። Image copyright EPA
ናይ ምስሊ መግለጺ ስነ ጥበባውያን ኣብ መናፈሻ ስካርቦሮ ደቡብ ኣፍሪቃ ሓዲሽ ዓመት 2018 ክቕበሉ ንዝመጹ ዕዱማት ኣጋይሽ ብዛዕባ እቲ ዝፋነዉዎ ዘለዉ ኣረጊት ዓመት 2017 ጣዕመ ዜሜታት እናቕረቡ።
ደቡብ ኣፍሪቃውያን ባሕቲ ወጋሕታ 2018 ናብ ቀላይ ዱርባን ከይዶም ነብሶም ተሓጺቦም ሓዱሽ ዓመት ብሓድሽ መንፈስ እናተቐበሉ። Image copyright Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ ደቡብ ኣፍሪቃውያን ባሕቲ ወጋሕታ 2018 ናብ ቀላይ ዱርባን ከይዶም ነብሶም ተሓጺቦም ሓዲሽ ዓመት ብሓድሽ መንፈስ እናተቐበሉ።
ጻዕዳ ተኸደንቲ ኣብ ዝኽረ በዓል ዘበነ ባርነት ደቡበ ኣፍሪቃውያን Image copyright EPA
ናይ ምስሊ መግለጺ ተኸደንቲ ጻዕዳ ልብሲ ኣብ ዝኽረ በዓል ዘበነ ባርነት ደቡበ ኣፍሪቃውያን
ናጀርያውያን ህጻውንቲ ኣብ ምእታው ሓዱሽ ዓመት ብዝተፈላለዩ ጸወታታት ተዓጂቦም ንባዕሎም እንተዘናግዑ Image copyright Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ ናጀርያውያን ህጻናት ኣብ ምእታው ሓዲሽ ዓመት ብዝተፈላለዩ ጸወታታት ተዓጂቦም እንተዘናግዑ
ሰራሕተኛታት ምድሪ ባቡር ኢትዮጵያ፡ መጓዓዝያ ባቡር ጁቡቲ ኣዲስ ኣበባ ንፈለማ እዋን ስርሑ ኣብ ዝጀመረሉ ዝሓለፈ ዕለተ ሮብዕ ሓደ ዓይነት ክዳን ተኸዲነን ኣብ መዕረፊ ባቡር( ፌርማታ) ናጋድ Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ሰራሕተኛታት ምድሪ ባቡር ኢትዮጵያ፡ መጓዓዝያ ባቡር ጁቡቲ ኣዲስ ኣበባ ንፈለማ እዋን ስርሑ ኣብ ዝጀመረሉ ዝሓለፈ ዕለተ ሮቡዕ ሓደ ዓይነት ክዳን ተኸዲነን ኣብ መዕረፊ ባቡር( ፌርማታ) ናጋድ
ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ድማ ኣብ ዶብ ግብጽን እስራኤልን ዝቕመጡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተኣኪቦም ሽሻ እናትከኹ Image copyright EPA
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ድማ ኣብ ዶብ ግብጽን እስራኤልን ዝቕመጡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተኣኪቦም ሺሻ እናትከኹ
ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ኣልበሽር ካርቱም ኣብ ዝርከብ ቤተ መንግስቲ ኣብ ዝተኸበረ መበል 62 ዓመት በዓል ናጽነት እታ ሃገር ተረኺቦም መደረ ንኸስምዑ ኣብ ቅድመ ምድላው። Image copyright Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ኣልበሽር ኣብ ካርቱም ኣብ ዝርከብ ቤተ መንግስቲ ኣብ ዝተኸበረ መበል 62 ዓመት በዓል ናጽነት እታ ሃገር ተረኺቦም መደረ ንኸስምዑ ኣብ ቅድመ ምድላው።
ውሑዳት ከብቲ ኣብ ታንዛንያ ሓሸዋ ደሴት ዛንዚባር ኣዕመን Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ውሑዳት ከብቲ ኣብ ሑጻ ታንዛንያ ደሴት ዛንዚባር ኣዒመን

መሰል ቅዳሕ ስእልታት ኤ ኤፍ ፒ፣ ኢፒኤ፣ ፒኤ፣ ሮይተርስን ጌቲ ኢሜጅን።