ውቁባት ስእልታት ኣፍሪቃ እዚ ቕነ

ዲክሞክራቲክ ኮንጎ ሪሊክ

Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ዝሓለፈ ዓርቢ ኣብ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ፡ ምግህማስ መሬት ኣብ ዘጋጠመሉ እዋን ሓንቲ ህጻን ክትሓልፍ ተራእያ። እታ ሃገር ሓደጋ ምግህማስ መሬትን ዕልቕልቕን ኣጋጢምዋ ቀንዩ።

ሱዳን

Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ተመሳሳሊ መዓልቲ ሓደ ሱዳናዊ ባኒ ገዚኡ ናብ ገዝኡ ክምለስ እንከሎ ኣብ ዓይኒ ካሜራ ኣትዩ።

ሊቢያ

Image copyright Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ዝዓነወት ሊቢያዊት ከተማ ሻሃት፡ዕረፍቲ ይወስዱ ዝነበሩ ክልተ ኣፍራስ

አልጄሪያ

Image copyright Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ ጎረቤት ሃገር ሊብያ ኣብ ዝኾነት ኣልጀርያ ድማ ኣብ ጠላዕ ሓጋይ በረድ ወቂዑ።

ኬንያ

Image copyright Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ ብተመሳሳሊ ኢትዯጵያውያን ኣመንቲ ክርስትና እየሱስ ክርስቶስ ዝተወለደሉ ዕለት 29 ታሕሳስ ብልዑል ጽምብል ኣኽቢሮም። ኣብ ቤቴ ክርስትያን ላሊበላ ጥዋፍ ኣብሪሁ ጸሎት ዘሕልፍ ዘሎ ኢትዮጵያዊ።

ቤኒን

Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ብውቅያኖስ ኣትላንቲክ እተኸበት ሃገረ ቤኒን ዜጋታታ መዓልቲ ኣባጋውየ ብኸምዚ ኣኽቢሮም ወዒኢሎም።

ግብ

Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ሊቀ ጰጳስ ቤቴ ክርስትያን ኮፕቲክ ግብጺ ኣቡነ ታዎድሮስ፡ ስነ ስርዓት ጸሎት ልደት እናመርሑ እንከለዉ ዝተወሰደ ቅላዕ

ኢትዮጵያ

Image copyright Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ ብተመሳሳሊ ኢትዯጵያውያን ኣመንቲ ክርስትና እየሱስ ክርስቶስ ዝተወለደሉ ዕለት 29 ታሕሳስ ብልዑል ጽምብል ኣኽቢሮም። ኣብ ቤቴ ክርስትያን ላሊበላ ጥዋፍ ኣብሪሁ ጸሎት ዘሕልፍ ዘሎ ኢትዮጵያዊ።

ላሊበላ

Image copyright Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣመንቲ ሃይማኖት ኦርተዶክስ ተዋሃዶ ኢትዮጵያ ኣብ ድሮ በዓል ልደት ቤቴ ክርስትያን ላሊበላ።