ካብ ዓለም ብዘይ ማይ እትቕፅል ከተማ ኬፕታውን
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ካብ ዓለም ብዘይ ማይ እትቕፅል ከተማ ኬፕታውን

“ደይ ዜሮ” ናብ ከተማ ኬፕታውን ብቕልጡፍ እናተፀግዐ እዩ። እቲ ግዘ 4 ሚልየን ህዝቢ ዝሓቖፈት ከተማ፡ ዝህልዋ ቀረብ ማይ ዝቋረፀሉ እዋን እዩ። ነበርቲ እታ ከተማ፡ ኣብ መዓልቲ 87 ሊትሮ ማይ ጥራሕ ንክጥቀሙ ተፈቒዱ። ኣብታ ሃገር ዘሎ ከቢድ ድርቂ ነታ ሃገር ሃስይዋ ኣሎ ማለት ድማ፡ እታ ከተማ ካብ ዝቕፅል 12 ሚያዝያ ጀሚሩ ሙሉእ ብሙሉእ ኣገልግሎት ማይ ንከይህልዋ ይኽእል።