ኣብ ሆስፒታል ዝተቐያየሩ ህፃናት ወለዶም ኣብ ፈታኒ ኩነታት ይርከቡ

ኣብ ሆስፒታል ዝተቐያየሩ ህፃናት ወለዶም ኣብ ፈታኒ ኩነታት ይርከቡ

እዚ ዛንታ ልክዕ ነቲ ኣብ ቦሊዉድ ዝፀሓፍ ድርሰት ፊልሚ ይመስል። ክልተ ህንዳውያን ህፃናት ኣብ ኣሳም ሰራሕተኛታት ሆስፒታል ብዝፈፀምዎ ጌጋ ተቐያይሮም። ደሓር ግን ብዲኤንኤ ብዝተገበረ ምርመራ እቲ ጌጋ ከምዝተፈፀመ ተረጋጊፁ። ሕዚ ወለዲ ነቶም ህፃናት መሊሶም ክቐያይርዎም ኣይደለዩን። ንስኹም/ንስኽን እንተትኾኑ'ኸ?