ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ካሜሮን ዓወት ቀኒዒዎም
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ካሜሮን ዓወት ቀኒዒዎም

ኤርትራ ኣብቲ ትማሊ ሰንበት ዝተዛዘመ፡ ኣብ ካሜሩን ክካየድ ዝቐነየ ዙር ተስፋ ሰማያዊ ቅናት ሃገራት ኣፍሪቃ ብሃገር ደረጃ ሳልሰይቲ ወጺኣ። ርዋንዳን ሞሮኮን ድማ ቀዳመይቲን ካልእይቲን ኮይነን ተዓዊተን።

ተመሳሳሊ ዛዕባታት