ጥንታውያን ኢንግሊዛውያን ፀለምቲ ከምዝነበሩ ዘረጋግፅ ምርመራ ዲኤንኤ ‘ቻደርማን’

ጥንታውያን ኢንግሊዛውያን ፀለምቲ ከምዝነበሩ ዘረጋግፅ ሓድሽ ምርመራ ዲኤንኤ 'ቻደርማን' ዕለዊ ኮይኑ ኣሎ። ቅሪተ-ኣካል 'ቻደርማን' 10 ሽሕ ዓመታት እዩ ኣቑፂሩ።