“ልዕሊ 30 ከብተይ ኣብ ደምበአን ሃሊቐን”
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

“ልዕሊ 30 ከብተይ ኣብ ደምበአን ሃሊቐን”

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ ከባቢ በሮና ዝርከቡ ልዕሊ 600 ኣርባሕቲ እንስሳ ብሰንኪ ድርቂ ከብቶም ይስእኑ ከምዘለዉ ቢቢሲ ዘዘራረቦም ግዳያት እቲ ድርቂ ገሊጾም።

መንግስቲ ንኹሎም እኳ እንተዘይኮነ ንኣስታት 50 ኣርባሕቲ እንስሳ ረድኤት ከምዝገበረ ገሊጹ’ሎ።