ድሕሪ 23 ዓመታት ግሁድ ዝኾነ ሕልሚ
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ድሕሪ 23 ዓመታት ምላሽ ዝረኸበ ደብዳቤ

ዶክተር ምሉጌታ ደበበ ቅድሚ 23 ዓመታት፡ ቢቢሲ ብቋንቋ ኣፋን ኦሮሞ ፈነወ ክጅምር ዝሓትት ደብዳቤ ጽሒፉ ነይሩ።

ቢቢሲ ኣብቲ ሽዑ እዋን ኣወንታዊ ምላሽ ከምዘይሃቦ ዝዝክር ዶክተር ምሉጌታ ድሕሪ 23 ዓመታት ዝጸሓፎ ደብዳቤ ምላሽ ምርካቡ ግን ሕጉስ ምዃኑ ይገልጽ።

ተመሳሳሊ ዛዕባታት