" ሓረስታይ ንኽትኮንስ ዲግሪ ክትመሃሪ?"

" ሓረስታይ ንኽትኮንስ ዲግሪ ክትመሃሪ?"

ዶክተር ሰገነት ብዓውዲ ሕርሻ ኣብ ዝሓሸ ብርኪ ምርምር ካብ ዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ሓንቲ እያ።

ኣብቲ ፈለማ እዋናት ናብ ዩኒቨርሲቲ ክትኣቱ ግን ወላዲኣ "ሓረስታይ ንኽትኮንስ ናብ ዩኒቨርሲቲ ክትኣትዊ?" ኢሎማ ምንባሮም ትዝክር።