ድሕሪ እምቢታ ካብ ስልጣኖም ዝወረዱ ጃኮብ ዙማ
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ድሕሪ እምቢታ ካብ ስልጣኖም ዝወረዱ ጃኮብ ዙማ

ፀዓዱ ዝገዝእሉ ዝነበሩ ስርዓት ኣፓርታይድ ካብ ዝተወገደሉ ግዘ 1994 ኣቆፃፅራ ኣውሮጳውያን ንነዘ፡ ደቡብ ኣፍሪቃ ከም ጃኮብ ዙማ ዝበለ ኣካታዕን መገረምን ሰብ ኣይረኣየትን። ፕረዝደንት ደቡብ ኣፍሪቃውያን ንክኾኑ፡ ናብ ስልጣን ዋላ እኳ እንተመፅኡ፡ ተደጋጋገሚ ክስታት ግዕዝይናን (ብልሽውና) ካብ ስልጣን ንክወርዱን ብርክት ዝበሉ ተቓውሞታትን ኣጋጢምዎም።

ተመሳሳሊ ዛዕባታት