ገርዓልታ ህያው ምስክር ጥበብ ቀዳሞት ተጋሩ
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ገርዓልታ ህያው ምስክር ጥበብ ቀዳሞት ኢትዯጵያውያን

ኣብ መበል 6ይ ክፍለዘበን ከምዝተሰርሐ ዝዝረበሉ ገዳም ኣቡነ የማእታ፡ ካብቶም ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኣገረምቲ ካብ ከውሒ ተፈልፊሎም ዝተሰርሑ ኣብያተ ክርስትያናት ሓደ እዩ። ቢቢሲ ናብቲ ገዳም መዓልታዊ ጉዕዞ ምስ ዝገብሩ ጎይታ ምህረይ ሃይለስላሴ ካሕሳይ ተጓዒዙ ውዕሎኦም እንታይ ከምዝመስል ተዓዚቡ'ሎ።

ተመሳሳሊ ዛዕባታት