ህንፀት ግድብ ሩባ ኣባይ፡ ሓያል ቃልሲ ነቲ ካብ ዓለም ዝነውሐ ሩባ
ህንፀት ግድብ ሩባ ኣባይ፡ ሓያል ቃልሲ ነቲ ካብ ዓለም ዝነውሐ ሩባ
ሩባ ኣባይ፡ ንኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ጉዳይ ህይወት እዩ። ኣብቲ ዞባ ዓብይ ስግኣት ንክፍጠርን፡ ጎረባብቲ ናብ ፀላእቲ ክቕየራን ምኽንያት ኮይኑ።
ብብዝሒ ዝተራእየ
ቪድዮ, ቅልውላው ትግራይ፡ "ትግራይ ኣብ ዝኣዘዘትኒ ክሰርሕ'የ", ዕምሪ ፈነወ 5,46
ኣብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብረዳት ኣብራርነት ንሸሞንተ ዓመታት ዝሰርሐ ሓለቓ ሚኢቲ ተኽለብርሃን ወልደስላሴ ካብቲ ትካል ብትግራዋይነቱ ካብ ስራሕ ከምዝተኣገደን ሎሚ ካብ ኢትዮጵያ ወጻኢ ብናይ መሸጣ ክዳዉንቲ ይናበር ከምዘሎን ንቢቢሲ ገሊጹ።