ሽልማት ኮምላ ዱሞር ክትዓትሩ ትደልዩ ዶ?
ሽልማት ኮምላ ዱሞር ክትዓትሩ ትደልዩ ዶ?
ቢቢሲ ንመዘከርታነት ጋዜጠኛ ኮምላ ድሞር ኢሉ በብዓመቱ ጋዜጠኛታት ኣፍሪቃ ዝነሓንሕሉ ውድድር ብምክያድ ሽልማት የበርክት እዩ።
ናይዚ ሽልማት ተዓዋታይ/ቲት ዝኾነ/ነት ጋዜጠኛ ኣብ ዋና ቤት ጽሕፈት ቢቢሲ ንሰለስተ ኣዋርሕ ስልጠናን ተሞክሮን ክትረክብ ይገብር።