"ዳይ ዊዝ ሚ"፡ ሞባይልኩም ኣብ ትሑት ባትሪ እናሃለወት ክትጥቀሙ ዘኽእል ኣፕሊኬሽን

ሞባይልኩም፡ 5%ን ትሕቲኡን መጠን ባትሪ ኣብ ዝሓዘትሉ እዋን፡ ክትጥቀሙ ዘኽእል ሓድሽ ኣፕሊኬሽን ተማሂዙ ኣሎ። እዚ ኣፕሊኬሽን 'ዳይ ዊዝ ሚ' ይበሃል። ቢቢሲ ምስ መሃዚ እዚ ኣፕሊኬሽን ኣዕሊሉ ኣሎ።