ቅንያት ኣፍሪቃ ኣብዚ ሰሙን፡ ፀሎትን ክብረ በዓላትን ብስእሊ

ካብ ዝተፈላለዩ ከባታት ዝተረኸቡ ሕሩያት ስእልታት ኣፍሪቃ

Image copyright PA
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ኣየርላንድ ደብሊን እትነብር ሶማልያዊት ኢፍራ ኣሕመድ ምስ ብዛዕባ ህይወት ታሪኻ ዘዘንቱ ፊልሚ ተኪኣ እትሰርሕ ዘላ ኣጃ ኖኣሚ ኪንግ። ምኽንሻብ ጓል ኣንስተይቲ ብምቅዋም ጎስጓስ እናካየደት እያ።
Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ መዕረፎ ነፈርቲ ጄሞ ኬንያታ (ኬንያ )፥ ብባህላዊ መጋየፅታት ዝደመቑ ኣባላት ጉጅለ ሳዕሳዕቲ ዋንጫ ንምቕባል እንትኣትው ፍተሻ እንትግበረሎም
Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ሓገዝ ዝፅበያ ዝተመዛበላ ወላዲት
Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ እየሩሳሌም ኢትዮጵያዊ ካህን ኣብ ሓደ ዕፁው ቅዱስ ቦታ (ቤተ ክርስትያን) ፀሎት እንትገብሩ
Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ እዚ ኩሉ ሰሓቕ ድማ ኣብ ከተማ ኣቢጃን (ኮትዲቫር) ፥ ንዓወት ኩዕሶ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ጋና ንምድጋፍ እዩ።
Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣናስታሽያ ዋይናይና ጓል 34 ዓመት ፥ ኣብ ናይ ህዝቢ ትርንስፖርት (ማታቱ) ካብ መንጎ ዝሰርሓ ብዙሓት ኬንያውያን ደቂኣንስትዮ
Image copyright Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ ብጅምላ ኣዋልድ ዝተዓመፃላ ዳፕቺ ኣብ ዝተብሃለት ከተማ ናይጀርያ ርእሳ ዝሓዘት ጓል።
Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ጆሃንስበርግ (ደቡብ ኣፍሪቃ) 'ዓመተ ከልቢ' እናተብሃለ ዝፅዋዕ ሓድሽ ዓመት ቻይና ዘኽብሩ ባህላዊ ሳዕሳዕቲ፥ አሰዓሳዓ ኣንበሳ እንተርእዩ