ንዓኺ ጓል ኣነስተይቲ ምዃን እንታይ'ዩ?
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ንዓኺ ጓል ኣነስተይቲ ምዃን እንታይ ትርጉም ይህበኪ?

በብዓመቱ መጋቢት 8 መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ብደረጃ ዓለም ይኽበር'ዩ። እታ መዓልቲ ፍርቂ ክፋል ማሕበረሰብ ዓለም ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ፖለቲካዊን ማሕበራዊ ቁጠባውን ተረባሕነትን ዘዕዝዛሉ ዛዕባታት ይዝተየላ። ቢቢሲ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪቃ ምስ ዝቕመጣ ደቂ ኣንስትዮ ወግዒ ገይሩ'ሎ።