ሕሩያት ስእልታት ኣፍሪቃ እዚ ሰሙን

ምሩጻት ስእልታት ኣፍሪቃ እዚ ቅነ እናረኣኹም መንፈስኩም እንተሐደስኩም ከ!

ኬንያውያን ሰገናት ኣብ መላእ ዓለም መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ካብ ዘኽበራ ሚልዮናት ደቂ ኣንስትዮ መንጎ'የን። Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ኬንያውያን ሰገናት ኣብ መላእ ዓለም መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ካብ ዘኽበራ ሚልዮናት ደቂ ኣንስትዮ መንጎ'የን።
ኬንያውያን ደገፍቲ ጋንታ ማሂያ ጋንትኦም ኣብ ስትደየም ናይሮቢ ምስ ቱኒዛዊት ጋንታ ኢስፐራንስ ተጻዊታ ሓደ ማዕረ ምስተፈላለየት ኣብ ላዕሊ መቐመጢ ኣቑሑት ኣውቶብሳት ተሳፊሮም ንገዛውቶም እናኸዱ። Image copyright EPA
ናይ ምስሊ መግለጺ ኬንያውያን ደገፍቲ ጋንታ ማሂያ ጋንትኦም ኣብ ስትደየም ናይሮቢ ምስ ቱኒዛዊት ጋንታ ኢስፐራንስ ተጻዊታ ሓደ ማዕረ ምስተፈላለየት ኣብ ላዕሊ መቐመጢ ኣቑሑት ኣውቶብሳት ተሳፊሮም ንገዛውቶም እናኸዱ።
ደጋፊ ግብጻዊት ጋንታ ኣል ኣሂሊ ጋንትኡ ምስ ጋቦናዊት ጋንታ ሞውናና ተጻዊታ ኣርባዕተ ን ባዶ ምስተዓወተት ታሕጓሱ ርችት ብምትኳስ እናገለጸ እንከሎ ዝተወሰደ ቅላዕ Image copyright Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ ደጋፊ ግብጻዊት ጋንታ ኣል ኣሂሊ ጋንትኡ ምስ ጋቦናዊት ጋንታ ሞውናና ተጻዊታ ኣርባዕተ ን ባዶ ምስተዓወተት ታሕጓሱ ርችት ብምትኳስ እናገለጸ እንከሎ ዝተወሰደ ቅላዕ
ኣባል ሰርከስ ኬንያ ኣብ ምርኢት ከተማ ናይሮቢ 'ሓዊ' እናተፈንሰት እንከላ ብኣሚኢት ዝቑጸሩ ሰባት ሃህ ኢሎም እናተዓዘቡ Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣባል ሰርከስ ኬንያ ኣብ ምርኢት ከተማ ናይሮቢ 'ሓዊ' እናተፈንሰት እንከላ ብኣሚኢት ዝቑጸሩ ሰባት ሃህ ኢሎም እናተዓዘቡ
ናይጀርያውያን ባህላዊ ተጻወቲ ቅልስ ኣብ ከተማ ሌጎስ ኣዝዩ መስካሕኽሒ ብዝኾነ መንገዲ እናተቓለሱ ዝተወሰደ ቅላዕ Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ናይጀርያውያን ባህላዊ ተጻወቲ ቅልስ ኣብ ከተማ ሌጎስ ኣዝዩ መስካሕኽሒ ብዝኾነ መንገዲ እናተቓለሱ ዝተወሰደ ቅላዕ
እዛ ስድራ ካብተን ብኣሽሓት ዝቑጸራ ስድራቤታት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣብታ ሀገር ብሰንኪ ዘሎ ፖለቲካዊ ዘይምርግጋዕ ናብ ኡጋንዳ ብጀልባ ዝተሰደት ሓንቲ'ያ። Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ እዛ ስድራ ካብተን ብኣሽሓት ዝቑጸራ ስድራቤታት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣብታ ሀገር ብሰንኪ ዘሎ ፖለቲካዊ ዘይምርግጋዕ ናብ ኡጋንዳ ብጀልባ ዝተሰደት ሓንቲ'ያ።
ኣረይቲ ወርቂ ሴራሊዮናውያን ኣብ ስራሕቲ ምእራይ ወርቂ Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣረይቲ ወርቂ ሴራሊዮናውያን ኣብ ስራሕቲ ምእራይ ወርቂ
ኣብ ሴራልዮን ዝተኻየደ ፕሬዚደንታዊ መረጻ ብኣብዝሓ ኣዝዩ ሰላማዊ ብዝኾነ መንገዲ ዋላ እኳ ዝተዛዘመ እንተኾነ ኣብ ደገ ኣፍ ቤት ጽሕፈት ተቓዋሚ ውድብ ፖለቲካ ህዝባዊ ውድብ ሴራልዮናውያን ግና እዚ ኣብቲ ስእሊ እትርእይዎ ዘለኹም መንእሰይ ግን ብኣባላት ሓይልታት ጸጥታ እታ ሃገር ብኸምዚ ኣብ ጽርግያ ክጉተት ተራእዩ። Image copyright Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ሴራልዮን ዝተኻየደ ፕሬዚደንታዊ መረጻ ብኣብዝሓ ኣዝዩ ሰላማዊ ብዝኾነ መንገዲ ዋላ እኳ ዝተዛዘመ እንተኾነ ኣብ ደገ ኣፍ ቤት ጽሕፈት ተቓዋሚ ውድብ ፖለቲካ ህዝባዊ ውድብ ሴራልዮናውያን ግና እዚ ኣብቲ ስእሊ እትርእይዎ ዘለኹም መንእሰይ ግን ብኣባላት ሓይልታት ጸጥታ እታ ሃገር ብኸምዚ ኣብ ጽርግያ ክጉተት ተራእዩ።
ብሓደ ትካል ወሃቢ ግልጋሎት ስርዓተ ቀብሪ ዕጉባት ዘይኮኑ ዜጋታት ኮትዳቫር ኢ-ፍትሓውነት እቲ ትካል ንምግላጽ ናብ ጽርግያ ወጺኦም ተቓውሞኦም ገሊጾም። Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ብሓደ ትካል ወሃቢ ግልጋሎት ስርዓተ ቀብሪ ዕጉባት ዘይኮኑ ዜጋታት ኮትዳቫር ኢ-ፍትሓውነት እቲ ትካል ንምግላጽ ናብ ጽርግያ ወጺኦም ተቓውሞኦም ገሊጾም።
ካብ ቤት ማእሰርቲ ሆሎት እስራኤል ዝተፈትሑ እሱራት ኤርትራውያን ምስተፈትሑ ብጉጅለ ስእሊ እናተሳእሉ እንከለዉ ዝተወሰደ ቅላዕ Image copyright EPA
ናይ ምስሊ መግለጺ ካብ ቤት ማእሰርቲ ሆሎት እስራኤል ዝተፈትሑ እሱራት ኤርትራውያን ምስተፈትሑ ብጉጅለ ስእሊ እናተሳእሉ እንከለዉ ዝተወሰደ ቅላዕ

ፍልፍል ስእልታት፡ AFP, Reuters, EPA and Getty Images

ተመሳሳሊ ዛዕባታት

ኣብ ገደና ቢቢሲ