'መንፈሳዊ ሓይሊ' ምስተገለጸለይ ካብ ወልፍታት ናጻ ወጺኤ

'መንፈሳዊ ሓይሊ' ምስተገለጸለይ ካብ ወልፍታት ናጻ ወጺኤ

ወዲ 12 ዓመት እንከሎ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ዘምረሐ ኤርትራዊ እስቲፋኖ ቪቶረ ሰኣን ፍቕሪ ስድርኡን ኣዕርኹቱን ንዝተፈላለዩ መዐውኒ ወልፍታት ተሳጢሑ ነይሩ። ከም ኣገላልጻ እስቲፋኒ 'መንፈሳዊ ሓይሊ' ምስተገለጸሉ ግን ካብዝኹሉ ነገራት ሓራ ከምዝወጽአ የዘንቱ።