ናጻ ርክባት ዕዳጋ ኣፍሪቃ ንመን ይጠቅም?

ናጻ ርክባት ዕዳጋ ኣፍሪቃ ንመን ይጠቅም?

44 ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ርእሰ ከተማ ርዋንዳ ኪጋሊ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ናጻ ርክባት ንግዲ ነናሕድሕደን ካብ ቀረጽ ናጻ ዝኾነ ንግዲ ከካይዳ ተሰማሚዔን።

ኢትዮጵያ ካብተን ዝፈረማ ሃገራት ሓንቲ እያ።