ኣብ'ዚ ሰሙን ኣፍሪቃ ብዓይኒ ስእሊ

ምርጫ ብሉጽ ስእልታት ኣፍሪቃን ኣፍሪቃውያንን እዚ ሰሙን ካብ መላእ ክፍለ-ዓለም።

ግብጻዊት ጓል ኣንስተይቲ ንኻልኣይ መዓልቲ መስርሕ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ግብጺ 27 መጋቢት 2017 ኣብ ቅድሚ ዓቢ ሃገራዊ ባንዴ ግብጺ፡ ካይሮ ደቡባዊ ሹብራ ኣል ካይማህ እንዳሳዕስዕት። Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ግብጻዊት ጓል ኣንስተይቲ ንኻልኣይ መዓልቲ መስርሕ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ግብጺ 27 መጋቢት 2017 ኣብ ቅድሚ ዓቢ ሃገራዊ ባንዴ ግብጺ፡ ካይሮ ደቡባዊ ሹብራ ኣል ካይማህ እንዳሳዕስዕት።
ገና ሳዕስዒት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ ካልኣይ መዓልቲ - መርኣያ ጠለብ ቅልጡፍ ለውጥን ግቡእ ፕረዚደንታዊ ሓላፍነት ምፍጻም "ንሳተፍ" ዝብል መርሖ ነበርቲ። Image copyright Getty Images
ናይ ምስሊ መግለጺ ገና ሳዕስዒት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ ካልኣይ መዓልቲ - መርኣያ ጠለብ ቅልጡፍ ለውጥን ግቡእ ፕረዚደንታዊ ሓላፍነት ምፍጻም "ንሳተፍ" ዝብል መርሖ ነበርቲ።
ኮይኑ ግን ነቲ ቀንዲ ተቐናቓኒ ካብ ምርጫ ምዝላቕ ው'ውን ካብ ምህዳም ንምክልኻል፤ ኣብ'ቲ ቦታ ምርጫ ጽዑቕ ናይ ጸጥታ ሓለዋ ኣሎ። Image copyright Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ ኮይኑ ግን ነቲ ቀንዲ ተቐናቓኒ ካብ ምርጫ ምዝላቕ ው'ውን ካብ ምህዳም ንምክልኻል፤ ኣብ'ቲ ቦታ ምርጫ ጽዑቕ ናይ ጸጥታ ሓለዋ ኣሎ።
በቲ ካልእ ክፍለ-ዓለም ድማ፤ ዝሓለፈ ቀዳም ንዝተዋህበ ፍቓድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሰራልዮን ደገፎም ንምግላጽ ብዙሓት ሰባት ኣብ ኣፍደገ ዝለዓለ ቤት ፍርዲ ድሙቕ በዓል ክገብሩ ውዒሎም። Image copyright Getty Images
ናይ ምስሊ መግለጺ በቲ ካልእ ክፍለ-ዓለም ድማ፤ ዝሓለፈ ቀዳም ንዝተዋህበ ፍቓድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሰራልዮን ደገፎም ንምግላጽ ብዙሓት ሰባት ኣብ ኣፍደገ ዝለዓለ ቤት ፍርዲ ድሙቕ በዓል ክገብሩ ውዒሎም።
ገለ ሰባት፤ ከም እዚኣ ሰበይትን ፡ ካልኦት ከምኣ ዝኣመሰሉን ኣብ ዓለም ዝደኸዩ 'ዩ ሰባት ብምህላውዎም መረጽቲ፡ ሕጹያት ዘምጽእዎ ተኣምራታዊ ምምሕያሽ ቁጠባዊ ለውጢ ብሃንቀውታ ይጽበዩ። Image copyright Getty Images
ናይ ምስሊ መግለጺ ገለ ከም እዚኣ ሰበይት ዝኣመሰሉ ካልኦት'ውን ካብ ዓለም ዝደኸዩ 'ዩ ሰባት ብምህላውዎም፤ መረጽቲ ፡ ሕጹያት ዘምጽእዎ ተኣምራታዊ ምምሕያሽ ቁጠባዊ ለውጢ ብሃንቀውታ ይጽበዩ።
ቅድሚ ዝሓለፈ ቀዳም ምልቃቕ ስልጣን ፕረሲደንት ኢያን ክሃማ፡ ዝሓለፈ ሰሉስ፤ ባህላዉያን ሳዕሳዕቲ ቦትስዋና ናይ ስንብታ ምርኢት ኣቕሪቦም። Image copyright Getty Images
ናይ ምስሊ መግለጺ ቅድሚ ዝሓለፈ ቀዳም ምልቃቕ ስልጣን ፕረሲደንት ኢያን ክሃማ፡ ዝሓለፈ ሰሉስ፤ ባህላዉያን ሳዕሳዕቲ ቦትስዋና ናይ ስንብታ ምርኢት ኣቕሪቦም።
መጽሄት ፕረሲደንት ቦትስዋና 27 መጋቢት 2017 ናብ ትወልዲ ቦትኡ እናኣተወ ዘሪኢ ስእሊ ዝሓዘት ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ። Image copyright Getty Images
ናይ ምስሊ መግለጺ መጽሄት ፕረሲደንት ቦትስዋና 27 መጋቢት 2017 ናብ ትወልዲ ቦትኡ እናኣተወ ዘሪኢ ስእሊ ዝሓዘት ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ።
ዝሓለፈ ሰንበት ኣብ ኬንያ ዝተኻየደ ግጥም ራግቢ እዚ ዝሓቖፈ'ዩ ኔሩ። Image copyright Getty Images
ናይ ምስሊ መግለጺ ዝሓለፈ ሰንበት ኣብ ኬንያ ዝተኻየደ ግጥም ራግቢ እዚ ዝሓቖፈ'ዩ ኔሩ።
ኣብ መወዳእታ ኣብ መዓልቲ ምድላው በዓል ዓለማዊ ሰበኽ-ሳግም ዝዳለወላ ዘሎ ድቡባዊት ምድረበዳ ሰሃራ ሞሮኮ መንእሰያት ብሰላም ኩዕሾ እግሪ ይጻወቱ። Image copyright Getty Images
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ መወዳእታ ኣብ'ታ መዓልቲ በዓል ዓለማዊ ሰበኽ-ሳግም ዝዳለወላ ዘሎ ድቡባዊት ምድረበዳ ሰሃራ ሞሮኮ መንእሰያት ብሰላም ኩዕሾ እግሪ ይጻወቱ።

ስእሊ ካብ ኤኤፍፒ፣ ሮይተርስ፣ ኢፒኤን ጌቲ ኢሜጅስን

ተመሳሳሊ ዛዕባታት