ዘትክኽ ሓርማዝ ኣብ ሃገረ ህንዲ
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ዘትክኽ ሓርማዝ ኣብ ሃገረ ህንዲ

ዘትክኽ ሓርማዝ ብቪድዮ ካሜራ ብምቕራጾም ንሊቃውንቲ ዓለም ኣገሪሙ።እዚ ናይ ቪዲዮ ተርእዮ ድማ ናይ በረኻ ሓርማዝ ብኣፉ ሓዊ ትኪ እናኣውጽእ ብምርኣዮም ንሊቃውንቲ ዓለም ኣገሪሙ ።

ነዚ ፊልም፡ ሊቕ እንስሳ ዱር WCS ህንዲ ቪናይ ኩማር፤ ኣብ መጋቢት 2016 ብስራሕ ኣብ ዱር ናጋርሆል፤ ካርናታካ ደቡባዊት ህንዲ ብስራሕ እናተንቀሳቀሰ ከሎ’ዩ ስኢልዎ።

ንሱ ነዚ ቪዲዮ ክሳብ ሕጂ ዘይምዝርግሑ ምኽንያት "ኣድላይ መሲሉ ኣይተራእየንን ኔሩ"። ንቢቢሲ ሓቢሩ። እዚ ድማ ንመጀመርታ እዋን ብካሜራ ዝተታሕዘ ክስተት ክኸውን ይኽእል ዝብል እምነት ኣሎ።

ተመሳሳሊ ዛዕባታት