ኣከዳድና ኣዋልድ ብኣወዳት

ኣፍሪቃን ኣፍሪቃውያን ብስእሊ ኣብዚ ቅነ

ተዋዘይቲ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ክፋል ኣይቮሪኮስት ኣብ ዝተኻየደ ዓመታዊ ካርኒቫል ኣለባብሳ ተረኺቦም ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣከዳድና ኣርእዮም። Image copyright EPA
ናይ ምስሊ መግለጺ ተዋዘይቲ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ክፋል ኣይቮሪኮስት ኣብ ዝተኻየደ ዓመታዊ ካርኒቫል ኣለባብሳ ተረኺቦም ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣከዳድና ኣርእዮም።
ኣብቲ ናይ ኣይቮሪኮስት ካርኒቫል ኣወዳት ናይ ኣዋልድ ክዳውንትን መጸባበቒ ንዋትን ገይሮም ምርእታቶም ኣቕሪቦም። Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብቲ ናይ ኣይቮሪኮስት ካርኒቫል ኣወዳት ናይ ኣዋልድ ክዳውንትን መጸባበቒ ንዋትን ገይሮም ምርእታቶም ኣቕሪቦም።
እዞም ክልተ ተባዕትዮ መርዓትን መርዓውን ኮይኖም ኣብቲ ካርኒቫል ተራእዮም። Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ እዞም ክልተ ተባዕትዮ መርዓትን መርዓውን ኮይኖም ኣብቲ ካርኒቫል ተራእዮም።
ካልኦት ድማ ኣብ ገጾም ዝተፈላለዩ ሕብርታት ቀሊሞም ኣብ ርእሶም ቱፋሕ ሰቒሎም ናብቲ ካርኒቫል ቀሪቦም። Image copyright EPA
ናይ ምስሊ መግለጺ ካልኦት ድማ ኣብ ገጾም ዝተፈላለዩ ሕብርታት ቀሊሞም ኣብ ርእሶም ቱፋሕ ሰቒሎም ናብቲ ካርኒቫል ቀሪቦም።
ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ዳዳብ ዝነብራ ሶማልያውያን ተኣኪበን ኣብ ሰሓቕ ጸወታ እንከለዋ ዝተወሰደ ቅላዕ። Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ዳዳብ ዝነብራ ሶማልያውያን ተኣኪበን ኣብ ሰሓቕ ጸወታ እንከለዋ ዝተወሰደ ቅላዕ።
ኣብ ቀብሪ ዊነ ማዲዚከላ ማንዴላ ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ደቡብ ኣፍሪቃ ተረኺቦም። Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ቀብሪ ዊነ ማዲዚከላ ማንዴላ ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ደቡብ ኣፍሪቃ ተረኺቦም።
ውሩይ ሞዴል ናኦሚ ካምቤል ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ዊነ ማዲዚከላ ማንዴላ ምስ ስድራ መዋቲት ኢድ ንኢድ ተጨባቢጡ። Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ውሩይ ሞዴል ናኦሚ ካምቤል ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ዊነ ማዲዚከላ ማንዴላ ምስ ስድራ መዋቲት ኢድ ንኢድ ተጨባቢጡ።
ህጻዉንቲ ዝምባብዌ ኣብ ክብረ በዓል ናጽነት እታ ሃገር፡ ስእሊ ፕሬዚደንት ኢመርሰን ምናንጋግዋ ብጥበብ እናርኣዩ። Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ህጻዉንቲ ዝምባብዌ ኣብ ክብረ በዓል ናጽነት እታ ሃገር፡ ስእሊ ፕሬዚደንት ኢመርሰን ምናንጋግዋ ብጥበብ እናርኣዩ።

ፍልፍል ስእልታት AFP፣ Getty Imagesን EPA ን

ተመሳሳሊ ዛዕባታት