ተልሂት ኣብ ቅድሚ ንጉስ፡ ናይዚ ሰሙን ምሩፃት ስእልታት ኣፍሪቃ

ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኣፍሪቃ ዝተኣኻኸቡ ምሩፃት ስእልታት።

ዜጋታት ስዋዚላንድ፡ ንመበል 50 ዓመት ናፅነት ሃገሮምን መበል 50 ዓመት መዓልቲ ልደት ንጉስ ሳዋቲ ሳልሳይን ንምኽባር ብቀለማት ዝወቀበ ክዳን ተኸዲኖም Image copyright Taiwan presidential office
ናይ ምስሊ መግለጺ ዜጋታት ስዋዚላንድ፡ ንመበል 50 ዓመት ናፅነት ሃገሮምን መበል 50 ዓመት መዓልቲ ልደት ንጉስ ሳዋቲ ሳልሳይን ንምኽባር ብቀለማት ዝወቀበ ክዳን ተኸዲኖም
ዓመታዊ ፌስቲቫል ኣፍሪካበርን፡ ብኽፋል በረኻ ኣብ ዝኾነት ዞባ ደቡብ ኣፍሪካ Image copyright EPA
ናይ ምስሊ መግለጺ ዓመታዊ ፌስቲቫል ኣፍሪካበርን፡ ብኽፋል በረኻ ኣብ ዝኾነት ዞባ ደቡብ ኣፍሪካ
ኣብቲ ፌስቲቫል፡ ነዚ ገፁ ዝሸፈነ ሰብ ሓዊሱ ክሳብ 13 ሽሕ ሰባት ተሳተፍቲ ኮይኖም ነይሮም። Image copyright EPA
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብቲ ፌስቲቫል፡ ነዚ ገፁ ዝሸፈነ ሰብ ሓዊሱ ክሳብ 13 ሽሕ ሰባት ተሳተፍቲ ኮይኖም ነይሮም።
ኣብ ሰዓት 1.6 ዶላር ክፍሊት ንዝብል ተቓውሞ ዘስምዑ ደቡብ ኣፍሪቃውያን Image copyright EPA
ናይ ምስሊ መግለጺ ደቡብ ኣፍሪቃ-ኬፕታውን፡ እዚ ሰብኣይ ግን ኣብ ዝተፈለየ ስምዒት'ዩ ዘሎ። ንዝሓሸ መሃያ ተቓውሞ የስምዕ ኣሎ።
እዘን ደቀኣንስትዮ ስዋዚላንድ፡ ንበዓል ናፅነትን መዓልቲ ልደት ንጉሰንን ከድምቓ ዝወፃ እየን። Image copyright Taiwan presidential office
ናይ ምስሊ መግለጺ እዘን ደቀኣንስትዮ ስዋዚላንድ፡ ንበዓል ናፅነትን መዓልቲ ልደት ንጉሰንን ከድምቓ ዝወፃ እየን።
ንጉስ ስዋቲ ሳልሳይ፡ ናይ ክብሪ ጋሽኦም ፕረዚደንት ታይዋን ሳይ ኢንግ-ዌን ኣብ ጎኖም ኮይነን ኬክ እናቖረሱ Image copyright Taiwan presidential office
ናይ ምስሊ መግለጺ ንጉስ ስዋቲ ሳልሳይ፡ ናይ ክብሪ ጋሽኦም ፕረዚደንት ታይዋን ሳይ ኢንግ-ዌን ኣብ ጎኖም ኮይነን ኬክ እናቖረሱ
መበል 24 ዓመት ዓሌታዊ ምፅናት (ዘርኣዊ ጨፍጫፍ) ሩዋንዳ ንምዝካር፡ ኣብ ዩጋንዳ ናብ ዘሎ መዘከርታ ከይደን ዕምባ ዘቕመጣ ደቀኣንስትዮ Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ መበል 24 ዓመት ዓሌታዊ ምፅናት (ዘርኣዊ ጨፍጫፍ) ሩዋንዳ ንምዝካር፡ ኣብ ዩጋንዳ ናብ ዘሎ መዘከርታ ከይደን ዕምባ ዘቕመጣ ደቀኣንስትዮ
ኣብ መዝገብ ሓድግታት ዓለም ካብ ሞንጎ ተመዝገቡ ፡ ኣብ ሱዳን ዝርከብ 'ፒራሚድ' (ኣርኪዮሎጂያዊ ቦታ ባጃራዊያ) Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ መዝገብ ሓድግታት ዓለም ካብ ሞንጎ ተመዝገቡ ፡ ኣብ ሱዳን ዝርከብ 'ፒራሚድ' (ኣርኪዮሎጂያዊ ቦታ ባጃራዊያ)
ቱኒዝያ ከተማ ግሮምባሊያ፡ ካብ ጭቃ ኣብ ዝተሰርሐ ባህላዊ መብሰሊ ቕጫ ዝስንክታ ኣደ Image copyright Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ ቱኒዝያ ከተማ ግሮምባሊያ፡ ካብ ጭቃ ኣብ ዝተሰርሐ ባህላዊ መብሰሊ ቕጫ ዝስንክታ ኣደ

ስእልታት ካብ AFP, Getty Images, Reuters ን EPA

ተመሳሳሊ ዛዕባታት