ስእልታት ኣፍሪቓ እዚ ቕነ 27 ምያዝያ - 3 ግንቦት 2018

ሕሩት ስእልታት ካብ ኩርናዓት ኣፍሪቓ

ኣባላት ፈደሬሽን ማሕበር ነጋዶ ደቡብ ኣፍሪቓ ፤ ኣብ ምዓልቲ ሰራሕተኛታት ኣብ ኬፕታውን ወሰኽ ደሞዝ ኣብ ዝጠልብሉ ዝነበሩ እዋን ፤ ምስ ሓወልቲ ከም ሓወልቲ ደሪቆም እናተሳኣሉ 1 ግንቦት 2018 Image copyright EPA
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣባላት ፈደሬሽን ማሕበር ነጋዶ ደቡብ ኣፍሪቓ ፤ ኣብ ምዓልቲ ሰራሕተኛታት ኣብ ኬፕታውን ወሰኽ ደሞዝ ኣብ ዝጠልብሉ ዝነበሩ እዋን ፤ ምስ ሓወልቲ ከም ሓወልቲ ደሪቆም እናተሳኣሉ
ኣብ ከንያ ናይሮቢ ምዓልቲ ሰራሕተኛታት ተላሃይቲ ንተዓዘብቲ እናኣዘናግዑ 1 ግንቦት 2018 Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ናይሮቢ ንጽንብል ምዓልቲ ሰራሕተኛታት ተላሃይቲ ንተዓዘብቲ እናኣዘናግዑ
ንምምጻእ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዝጽበዩ ሰልፈኛታት ሱዳን 2 ግንቦት 2018 ካርቱም Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ንምምጻእ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዝጽበዩ ሰልፈኛታት ሱዳን 2 ግንቦት 2018 ካርቱም
ኣብ ምኸፋት ጽንብል ቱሪዝም ኣይቮሪኮስት ፡ ኣብ ኣቢድጃን ሓንቲ ሰበይቲ ዕተሮ እናሰረሐት 27 ምያዝያ 2018 Image copyright EPA
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ምኸፋት ጽንብል ቱሪዝም ኣይቮሪኮስት ፡ ኣብ ኣቢድጃን ሓንቲ ሰበይቲ ዕተሮ እናሰረሐት
ኣብ ዙምባቤ ኣብ ዓመታዊ ፈስቲፍቫል ጥበባት ጉጀለ ኣኩራባት መሳጢ ምርኢት አናቕረቡ 1 ግንቦት 2018 Image copyright EPA
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ዙምባቤ ኣብ ዓመታዊ ፈስቲፍቫል ጥበባት ጉጀለ ኣኩራባት መሳጢ ምርኢት አናቕረቡ

ዝምባበ እዚ

ኣብ ዙምባቤ ፡ እዚ ዓመታዊ ፈስቲቫል ፡ ካብ ዝንኣሰ እኩብ ንዞባዊ ዓለማዊ ጥበብን ባህልን ፡ ብትያትር ፡ ብሳዕስዒት ፡ ብሙዚቓ ፡ ሰርከስ ፡ ፋሽንን ተንቀሳቃሲ ስእልን የቕርብ on 1ግንቦት 2018 Image copyright EPA
ናይ ምስሊ መግለጺ እዚ ዓመታዊ ፈስቲቫል ፡ ካብ ዝንኣሰ እኩብ ንዞባዊ ዓለማዊ ጥበብን ባህልን ፡ ብትያትር ፡ ብሳዕስዒት ፡ ብሙዚቓ ፡ ሰርከስ ን ፋሽንን ተንቀሳቃሲ ስእልን የቕርብ
ኣብ ታንክዋ ካልቪንያ ደቡብ ኣፍሪቓ ፡ ኣብ ዓመታዊ ፈስቲቫል ኣፍሪካቡርን በጻሕትን ተዓዘብትን ኣብ ገዚፍ መትሓዚ ስእሊ መሳጢ ስእሊ እናተሳኣሉ 27 ምያዝያ 2018 Image copyright EPA
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ታንክዋ ካልቪንያ ደቡብ ኣፍሪቓ ፡ ኣብ ዓመታዊ ፈስቲቫል ኣፍሪካንበርን በጻሕትን ተዓዘብትን ኣብ ገዚፍ መትሓዚ ስእሊ መሳጢ ስእሊ እናተሳኣሉ
ፕረሲደንት ማላዊ ነበር ጆይስ ባንዳ ኣብ ብላንትይረ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ቺለካ ካብ ባዕላ ተሰዲዳትሉ ዝነበረት ምስተመለሰት ዝተሳኣለቶ 28 ምያዝያ 2018 Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ፕረሲደንት ማላዊ ነበር ጆይስ ባንዳ ኣብ ብላንትይረ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ቺለካ ካብ ባዕላ ተሰዲዳትሉ ዝነበረት ምስተመለሰት ዝተሳኣለቶ
ናብ ናይ ምሸት ሓለዋ ከባቢ ከተማ ቡኣ ዞባ ደቡባዊ ምዕራብ ካሜሮን ዝተመደበ ኣባል መካናይዝድ ብርጌድ 21 ዕቱብ ካሜሮናዊ ወተሃደር ምያዝያ 26, 2018 Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ናብ ናይ ምሸት ሓለዋ ከባቢ ከተማ ቡኣ ዞባ ደቡባዊ ምዕራብ ዝተመደበ ዕቱብ ካሜሮናዊ ወተሃደር
ወተሃደራት መካናይዝድ 21 ኣብ ዳሀሳስ ጎደናታት ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ካሜሮን ትርከብ ከተማ ቡኣ ( 26 ምያዝያ 2018 ) ኣብ ሕዳር 2016 ዝጀመረ ህዝባዊ ዓመጽ ኣብ ጥቕምቲ 2017 ናብ ብረታዊ ጎነጺ ምምርሑ ይዝከር Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ዶብ ናይጀርያ ፡ እዞም ካሜሮናውያን ወተሃደራት ንቡዝሓት ዕጡቓት ጉጅለታት ንናጽነት ተዛረብቲ አንግሊሽ ዝቃለሱ ኣብ ምምካት'ዮም ዘለዉ።
ኣብ ደሴት ድጀርባ ቱኒዝያ ፡ ተዛንዩ ብሽክለታ እናዘወረ ብ ግራፊቲ መዘናግዒ ምእከል እናሰገረ 1 ግንቦት 2018 Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ደሴት ድጀርባ ቱኒዝያ ፡ ተዛንዩ ብሽክለታ እናዘወረ ብ ግራፊቲ መዘናግዒ ምእከል እናሰገረ
እቲ ኣብ ምድረበዳ ጎቦታት ቲታን ዝተኻየደ ውድድር ኣዝዩ ኣህላኺ'ዩ ን እምተኾነ እዚ ነቲ 600 ኪሎሜተር ዝተዓወተሉ ተወዳዳሪ ነተን ኣብ ዓረብያ ዝነበራ ኣንስቲ ሰላም ንምባል ዓቕምን ግዜን ኣይሰኣነን 30 ምያዝያ 2018 Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ እቲ ኣብ ምድረበዳ ጎቦታት ቲታን ዝተኻየደ ውድድር ኣዝዩ ኣህላኺ'ዩ ን እምተኾነ እዚ ነቲ 600 ኪሎሜተር ዝተዓወተሉ ተወዳዳሪ ነተን ኣብ ዓረብያ ዝነበራ ኣንስቲ ሰላም ንምባል ዓቕምን ግዜን ኣይሰኣነን
ኣብ ማእከል ከተማ ካይሮ ፡ ኣአንጋዲ ንተጠቀምቲ ሹሻ ዝጉሃረ ፍሓም እናቀበለ ፡ ኣብ ጸጋማያ ወገን ዓቢ ስእሊ ኣጥቃዓይ ሊቨርፑል ግብጻዊ መሓመድ ሳላሕ ምስ ፍሽኽትኡ ይረአ 30 ምያዝያ 2018 Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ማእከል ከተማ ካይሮ ፡ ኣአንጋዲ ንተጠቀምቲ ሹሻ ዝጉሃረ ፍሓም እናቀበለ ፡ ኣብ ጸጋማያ ወገን ዓቢ ስእሊ ኣጥቃዓይ ሊቨርፑል ግብጻዊ መሓመድ ሳላሕ ምስ ፍሽኽትኡ ይረአ

ስእሊታት ካብ ኤኤፍፒ፣ ጌቲ ኢሜጂ፣ ሮይተርስን ኢፒኤን