ድሕሪ 40 ዓመት ኣዲኡ ዝረኸበ ኢንዶኖዥያዊ!
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ድሕሪ 40 ዓመት ኣዲኡ ዝረኸበ ኢንዶኖዥያዊ!

ወዲ ኣርብዓ ዓመት ኣንድሬ ወዲ ኣርባዕተ ወርሒ እንከሎ ነይሩ ኣዲኡ ብዘይትፈልጦ መገዲ ብመዕበየታቱ ኣቢሉ ናብ ኔዘርላንድ ዝኸደ። ድሕሪ ኣርብዓ ዓመት ግና ምስ ኣዲኡን ስድርኡን ተራኺቡ'ሎ።