ኢ-ፍትሓዊነት ካብ ሰማይ እንትረኣይ ነዚ ይመስል

ሰኣላይ ጆኒ ሚለር ድሮን ተጠቒሙ ኣብ ከተማታት ዘሎ ዘይምዕሩይነት ሃብቲ ዘርእዩ ተኸታተልቲ ስእልታት ካብ ኣየርሰኒዱ

እዞም ስእልታት ኣብ ደቡብ ኣፍሪካን ካልኦት ዓበይቲ ከተማታት ዓለምናን፤ ድኻታትን ሰብ ፀጋን ተጎዛጒዞም ዝነብሩለን ነፀላ መንደቕ መንበሪ አባይቲ ብንፅፅር ዘርእዩ እዮም።

ምስሊ ከባቢ ኦይስተር ቤይን ኣብ ጥቕኡ ዝርከብ መንበሪ ድኻታትን Image copyright Johnny Miller/Millefoto
ናይ ምስሊ መግለጺ ደቡብ ኣፍሪካ፤ ምብራቕ ኬፕ ታውን፤ ከባቢ ኦይስተር ቤይ
ነፀላ መንደቅ መንበሪ ሰብ ፀጋን ድኻታትን ኣብ ናይሮቢ፤ ኬንያ Image copyright Johnny Miller/Millefoto
ናይ ምስሊ መግለጺ ናይሮቢ፤ ኬንያ
ኣብ ኬፕ ታውን ዝርከብ ዝተሓፀረ መንበሪ ሃብታማትን ኣብ ጥቕኡ ዝርከብ መንበሪ ድኻታትን Image copyright Johnny Miller/Millefoto
ናይ ምስሊ መግለጺ ኬፕ ታውን፤ ደቡብ ኣፍሪካ
ኣብ ሳንታ ፌ ዝርከብ መንበሪ ሃብታማትን ድኻታትን Image copyright Johnny Miller/Millefoto
ናይ ምስሊ መግለጺ ሳንታ ፌ፤ ሜክሲኮ ሲቲ፤ ሜክሲኮ
ኣብ ሙምባይ ዝተሃነፁ ነዋሕቲ ርሻናትን ኣብ ጥቕኡ ዝርከቡ ነባር መንበሪ ኣባይትን Image copyright Johnny Miller/Millefoto
ናይ ምስሊ መግለጺ ሙምባይ፤ ህንዲ
ኣብ ጆሃንስበርግ ዘይምዕሩይነት ሃብቲ ዘርኢ ስእሊ Image copyright Johnny Miller/Millefoto
ናይ ምስሊ መግለጺ ጆሃንስበርግ፤ ደቡብ ኣፍሪካ
ተነፃፀርቲ መንደራት ዘርኢ ስእሊ ኣብ ኣመሪካ Image copyright Johnny Miller/Millefoto
ናይ ምስሊ መግለጺ ዲትሮይት፤ ኣመሪካ

ሰኣላይ ጆኒ ሚለር ነዞም ስእልታት ክስንድ ዝጀመረ ንመጀመርያ ግዜ ንትምህርቲ ኣብ ዝኸደሉ እዋን ኣብ ከባቢ መዕርፎ ነፈርቲ ኬፕ ታውን ዝረኣዮ ፍልልይ መንበሪ ሰብ ፀጋን ድኻታትን ብዝፈጠረሉ ስምዒት እዩ።

ኩሎም ስእልታት ናይ Johnny Miller @Millefoto እዮም

ተመሳሳሊ ዛዕባታት