ሌላ ምስ ዋና ጸሓፊት ፊፋ ፋጡማ ሳሞራ
ሌላ ምስ ዋና ጸሓፊት ፊፋ ፋጡማ ሳሞራ
ዋና ጸሓፊት ፌዴረሽን ኩዕሶ እግሪ ዓለም ፋጡማ ሳሞራ እቲ ብተባዕትዮ ዝተዓብለለ ትካል ክትመርሕ ዝተሓረየት ጸላም ኣፍሪቃዊት እያ።
ንሳ ናብ ሓላፍነት ምስተሰየመት 32 ሚኢታዊት ጥራሕ ዝነበረ ብጽሒት ሰራሕተኛታት ደቂ ኣንስትዮ ኣብዚ ሕዚ እዋን ናብ 50 ሚኢታዊት ክብ ኣቢላቶ ኣላ።