ሕሩያት ስእሊታት ኣፍሪቃ እዚ ሰሙን፡ 15-21 ሰነ 2018

ሕሩያት ስእሊታት ኣፍሪቃዉያን፡ ካብ ኣፍሪቃን ካልኦት ክፍለ ዓለማትን።

ኣብ ርእስ ከተማ ናይሮቢ ኣብ ዝተኻየደ ባህላዊ ፈስቲቫል ሳዕሳዓይ ካብ ዓለት ቱርካና ኣብ ሰመያዊ መብራህቲ ካይኑ ምርኢት ከርኢ እንከሎ ሰነ 20 2018 Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ርእስ ከተማ ናይሮቢ ኣብ ዝተኻየደ ባህላዊ ፈስቲቫል ሳዕሳዓይ ካብ ዓሌት ቱርካና ኣብ ሰመያዊ መብራህቲ ካይኑ ምርኢት ከርኢ እንከሎ ሰነ 20 2018
ኣብ ርእስ ከተማ ናይሮቢ ኣብ ዝተኻየደ ባህላዊ ፈስቲቫል ሳዕሳዓይ ካብ ዓሌት ሳምቡሩ ኣብ መኽፈቲ ጽንብል ምርኢት ከርኢ እንከሎ ሰነ 20 2018 Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ዓሌት ሳምቡሩ ሓዊስካ ብሓፈሻ 14 ማሕበራዊ ጉጅለታት ኣብቲ ጽንብል ተሳቲፎም
ኣብ ርእስ ከተማ ናይሮቢ ኣብ ዝተኻየደ ባህላዊ ፈስቲቫል ሳዕሳዓይ ካብ ዓሌት ኣል-ሞሎ ኣብ መኽፈቲ ጽንብል ምርኢት ከርኢ እንከሎ ሰነ 20 2018። Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣል-ሞሎ ካብቶም ኣብ ምጽናት ዝርከቡ ቋንቋታት ሓደ ኣብቲ ባህላዊ ፈስቲቫል ዝተኻየደ ምርኢት ተሳቲፎም።
ሳዕሳዓይ ካብ ዓሌት ረንዲለ ኣብቲ ኣብ ርእስ ከተማ ናይሮቢ ዝተኻየደ ባህላዊ ፈስቲቫል ምርኢት ከርኢ እንከሎ ሰነ 20 2018። Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ሳዕሳዓይ ካብ ዓሌት ረንዲለ ኣብቲ ኣብ ርእስ ከተማ ናይሮቢ ዝተኻየደ ባህላዊ ፈስቲቫል ምርኢት ከርኢ እንከሎ ሰነ 20 2018።
ካብ ናሓሲ ዝተሰርሐ መስሊ ኣብ ኢዶ ክፍለ ሃገር ናይጀርያ ንመሸጣ ኣብ ቕድሚ ድኳን ተዝርጊሑ እንከሎ ሰነ, 20, 2018። Image copyright Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ ካብ ናሓሲ ዝተሰርሐ መስሊ ኣብ ኢዶ ክፍለ ሃገር ናይጀርያ ንመሸጣ ኣብ ቅድሚ ድኳን ተዝርጊሑ እንከሎ ሰነ, 20, 2018።
ብሩንዳውያን ኣብ መዓልቲ ስደተኛታት ኣብ ማላዊ ምርኢት ከርእዩ እንከለው ሰነ 20 2018 Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ብሩንዳውያን ኣብ መዓልቲ ስደተኛታት ኣብ ማላዊ ምርኢት ከርእዩ እንከለው።
ሱዳናውያንን ሶማልያውያን ቆልዑት መዓልቲ ስደተኛታት ኣብ ዳማስቆ ርእስ ከተማ ሶርያ ክሳተፉ እንከለው, 20 ሰነ 2018. Image copyright EPA
ናይ ምስሊ መግለጺ ሱዳናውያንን ሶማልያውያን ቆልዑት መዓልቲ ስደተኛታት ኣብ ዳማስቆ ርእስ ከተማ ሶርያ ክሳተፉ እንከለው
ዩጋንዳውያን ሳዕሳዕቲ ብቻናውያን ዝተመወለ ጽርግያ ንርእስ ከተማ ካምፓላ ምስ ዓለምለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ኤንተበ ዘራኽብ መመረቕታ ከስዕስዑ እንከለው ሰነ 15 2018 Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ዩጋንዳውያን ሳዕሳዕቲ ብቻናውያን ዝተመወለ ጽርግያ ንርእስ ከተማ ካምፓላ ምስ ዓለምለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ኤንተበ ዘራኽብ መመረቕታ ከስዕስዑ እንከለው ሰነ 15 2018
ፕረስደንት ዩወሪ ሙሰቪኒ ቆብዕ ዘለዎ ጃካት ኣብ ርእሱ መሊሱ ምልላይ ገበነኛት ኣጸጋሚ ምኳኑ ከብርህ እንከሎ Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ፕረስደንት ዩወሪ ሙሰቪኒ ቆብዕ ዘለዎ ጃካት ኣብ ርእሱ መሊሱ ምልላይ ገበነኛት ኣጸጋሚ ምኳኑ ከብርህ እንከሎ
ተጻዋታይ ሃገራዊት ጋንታ ጋና ሱሊ ሙንታሪ፡ ኣብ ጽንብል መዓልቲ ዒድ ስእሊ ምስ ደገፍቲ ክወስድ እንከሎ ሰነ 15 2018 Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ተጻዋታይ ሃገራዊት ጋንታ ጋና ሱሊ ሙንታሪ፡ ኣብ ጽንብል መዓልቲ ዒድ ስእሊ ምስ ደገፍቲ ክወስድ እንከሎ ሰነ 15 2018
ኣብ ወንጫ ዓለም ናይጀርያዊ ተጻወታይ ከለቺ ኣካለዊ ምንቅሰዕቃስ እናገበረ እንከሎ Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ወንጫ ዓለም ናይጀርያዊ ተጻወታይ ከለቺ ኣካለዊ ምንቅሰዕቃስ እናገበረ እንከሎ
ካብ ካሜሩን ደጋፊ ኩዕሶ እግሪ ንተሳፈርቲ ባቡር ከጻውት እንከሎ Image copyright Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ ካሜሩናዊ ደጋፊ ኩዕሶ እግሪ ንተሳፈርቲ ባቡር ከጻውት እንከሎ
ናይጀርያዊ ደጋፊ ኩዕሶ እግሪ ኣብ ዓከምለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ሞስኮ መገሻ ነፋሪት ክጽበ እንከሎ ሰነ 17 2018 Image copyright Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ ናይጀርያዊ ደጋፊ ኩዕሶ እግሪ ኣብ ዓከምለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ሞስኮ ናይ መገሻ ነፋሪት ክጽበ እንከሎ ሰነ 17 2018
ሰኔጋላውያን ተገፍቲ ምዕዋት ጋንቶኦም 2-1 ኣብ ልዕሊ ፖላንድ ኣብ ሞስኮ ከብዕሉ እንከለው። Image copyright EPA
ናይ ምስሊ መግለጺ ሰኔጋላውያን ደገፍቲ ምዕዋት ጋንትኦም 2-1 ኣብ ልዕሊ ፖላንድ ኣብ ሞስኮ ከብዕሉ እንከለው።
ብኣሽሓት ዝቁጸሩ ህዝቢ ኣብ ደርባን ዝተካየደ መዓልቲ ዮጋ ከሳተፉ እንከለው ሰነ 21 2018 Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ብኣሽሓት ዝቁጸሩ ህዝቢ ኣብ ደርባን ዝተካየደ መዓልቲ ዮጋ ከሳተፉ እንከለው ሰነ 21 2018

ምንጪ ስእልታትና ኤኤፍፒ፣ ጌቲ ኢሜጂን ሮይተርስን

ኣብ ገደና ቢቢሲ