ኣፍሪቃ ኣብ መቐለ ከቲማ ኣላ
ኣፍሪቃ ኣብ መቐለ ከቲማ ኣላ
ዩኒቨርሲቲ መቐለ: ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ፈላሚ ኣሰናዳኢ ስፖርታዊ ፀወታ ዩኒቨርሲታት ኣፍሪካ
ካብ 18 ሃገራት ኣፍሪካ 57 ዩኒቨርሲታት ዝተሳተፍሉ 9ይ ስፖርታዊ ፃውቲ ዩኒቨርሲታት ኣፍሪካ ካብ ትማሊ ኣትሒዙ ኣብ ከተማ መቐለ ይካየድ'ሎ::