ኣፍሪቃ ኣብዚ ሰሙን ብስእሊ ከመይ ቐንያ? 29 ሰነ ክሳብ 5 ሓምለ 2018

ካብ ኣፍሪቃን ካብ ዝተፈላለያ ክፍለ ዓለማትን ዝተሓረዩ ዉቁባት ስእሊታት ኣፍሪቃ እዚ ሰሙን።

ሞዴል ኣብ ድሕሪ መጋረጃ ንምርኢት መድረኽ ፋሽን "ደርባን ጁላይ" እናተዳለወት 30 ሰነ 2018 ደርባን Image copyright Getty Images
ናይ ምስሊ መግለጺ ሞዴል ኣብ ድሕሪ መጋረጃ ንምርኢት መድረኽ ፋሽን "ደርባን ጁላይ" እናተዳለወት
ደቂ ተባዕትዮ ሞዴላት፡ ኣብ ደርባን፡ 30 ሰነ 2018 Image copyright Getty Images
ናይ ምስሊ መግለጺ ብመሰረት ናይዚ ዓመት ቴማ "እዋኑ ሕጂ'ዩ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሰብ ሞያ ቅዲ ኽዳን ዘዳለዉዎ ፋሽን
ኔልሰን ማንዴላ 18 ሓምለ 1918 ተወሊዱ 5 ታሕሳስ 2013 ሞይቱ Image copyright Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ርእሰ ከተማ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ "ኣካል እቲ ሌጋሲ ኹን" ብዝብል ኔልሰን ማንዴላ ንምዝካር ቅርጺ ኣቀማቕማ ጸጉሪ ማንዴላ ዝቕምቐም መንእሰይ
እዚ ዓመታዊ ፌስቲቫል ንሰለስተ መዓልታት ዝጸንሕ እንትኾን፡ ባህላዊ ልምዲታት 14 ዓሌታት ንመስሕብ ቱሪዝም እታ ሃገር ክላለዩ ይግበር Image copyright Mathias Wasik
ናይ ምስሊ መግለጺ እዘን ደቂ ኣንስትዮ ካብ ዓሌት ቱርካ እንትኾና፡ ኣብ ደቡብ ምብራቓዊት ከተማ ኬንያ ሎያንጋላኒ ኣብ ዝነበረ ፌስቲቫል እናተሳተፋ
ካብ ህዝቢ ስዋዚላንድ Image copyright Mathias Wasik
ናይ ምስሊ መግለጺ እዛ ጓል ኣንስተይቲ ተመሳሳሊ ጾታ ንምድኻም ዝግበር ቃልሲ ክብርትዕ ትሓትት
ተጻዋቲ ሳክስፎን ማኑ ዲባንጎ 29 ሰነ 2018 Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ፍሉጥ ካሜሮንኣዊ ተጻዋቲ ሳክስፎን ማኑ ዲባንጎ ኣብ ሙዚቃ ዝጸንሐሎም 60 ዓመታት ኣብ ኣይቬሪኮስት ምርኢት ሙዚቃ ብምቕራብ ኣኽቢሩ
ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን (ማእኸል) ናይጀሪያዉያን ኣርቲስታት ኣብ ሌጎስ 3 ሓምለ 2018. Image copyright Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን፡ ኣብ ፍሉጥ ቤት ምዝንጋዕ ናይጀሪያ ኣፍሪካ ሽሪን ምስ ኣርቲስታት "ሰልፊ" ተላዒሉ
3 ሓምለ 2018፡ ኣብ ስፔን ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ዘይሕጋዊ ስደተኛታት ንዓኣቶም ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ቤት ትምህርቲ'ዮም ዝመሃሩ። Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ንድሕሪት ተመሊስና ኣብ ኤዉሮጳ፡ ኡጋንዳዊ-ፈረንሳዊ ካሻምባ፡ ኣብ ደገ ኣፌት ዝተገለለ ቤት ትምህርቲ ስደተኛታት ስፔን፡ ባርሴሎና ጠጠዉ ኢሉ
መርዓዊ ሳንዶ (ብየማን) መርዓ (ጸጋም) ላይቤሪያ 30 ሰነ 2018 Image copyright EPA
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ርእሰ ከተማ ላይቤሪያ ሞንሮቪያ፡ መርዑት ሳንዶ ብሮዉኔልን ኔስተር ሳየን ናይ መርዓ ኬክ እናተኾላለሱ
እዞም ሰልፈኛታት "ጅምላዊ ጨፍጫፍ ጠጠዉ ይበል' ክብሉ 23 ሰነ ተሰሊፎም Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ርእሰ ከተማ ማሊ ባማኮ፡ ካብ ዓሌት ፍሉኒ ዝመጽአ ህጻን ኣብታ ሃገር ኣብ ሞንጎ ሓረስቶትን ኣርባሕቲ እንስሳን ዘጋጥም ጎንጺ ጠጠዉ ከብል ኣብ ዝተኻየደ ሰልፊ ዝተሳተፈ ህጻን
መላለዪ ሸርፊ ወጻኢ ብዝተጠቅዐሉ ቤት ጽሕፈት ትሓልፍ ዝነበረት ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ግብጺ፡ ካይሮ 4 ሓምለ 2018 Image copyright Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ መላለዪ ሸርፊ ወጻኢ ብዝተጠቅዐሉ ቤት ጽሕፈት ትሓልፍ ዝነበረት ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ግብጺ፡ ካይሮ

ስእሊታት ካብ፡ ማቲያስ ዋሲክ፣ ኤኤፍፒ፣ ኢፒእ፣ ጌቲ ኢሜጅን ሮይተርስን