ስእላዊ መግለጺ ኣቀባብላ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ኤርትራ

ናይ ምስሊ መግለጺ መርሓባ እንቋዕ ብድሓን መጻእኩም
Image copyright Fitsum Arega
ናይ ምስሊ መግለጺ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ምስ ፕረዝደንት ሃገር ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኣህጉራዊ መዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ
Image copyright Fitsum Arega
ናይ ምስሊ መግለጺ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ምስ ፕረዝደንት ሃገር ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኣህጉራዊ መዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ
Image copyright Fitsum Arega
ናይ ምስሊ መግለጺ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ምስ ፕረዝደንት ሃገር ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ
Image copyright Yemane GM
ናይ ምስሊ መግለጺ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ዘሳፈረት መኪና ኣብ ጎደና ሰማእታት ኣስመራ
Image copyright Fitsum Arega
ናይ ምስሊ መግለጺ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንምቅባል ናብ ጎዶናታት ኣስመራ ካብ ዝወጻ ኣዴታት
Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ንቀዳማይ ሚኒሰትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ንምቕባል ናብ ጎደና ሓርነት ዝወጸ ህዝቢ
Image copyright Fitsum Arega
ናይ ምስሊ መግለጺ "እንቋዕ ብድሓን መጻእኹም"
Image copyright Yemane GM
ናይ ምስሊ መግለጺ ነበርቲ ኣስመራ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ድሙቕ ኣቐባብላ እናገበርሉ
Image copyright Fitsum Arega
ናይ ምስሊ መግለጺ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንምቕባል ካብ ዝወጽኡ መንእሰያትን ህጻናትን
Image copyright Yemane GM
ናይ ምስሊ መግለጺ ህዝቢ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንምቕባል ኣብ ሜዳ ባሕቲ መስከረም

እዚ ኣሳእል ካብ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተርን ኢትዮጵያ ኣቶ ፍጹም ኣረጋን ካብ ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ኣብ ተዊተሮም ካብ ዘስፈርዎ ዝተወሰደ'ዩ።

ተመሳሳሊ ዛዕባታት