ኣፍሪቃ ኣብዚ ሰሙን ብስእሊ ከመይ ቐንያ? ካብ 6-12 ሓምለ 2018

ካብ ኣፍሪቃን ካብ ዝተፈላለያ ክፍለ ዓለማትን ዝተሓረዩ ዉቁባት ስእሊታት ኣፍሪቃ እዚ ሰሙን።

ደርባን፤ ደቡብ ኣፍሪቃ ዓርቢ 16 ሓምለ 2018 Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ጸሊም ቖቢዕ ዝተጎልበበት ሞዴል ኣልቢኖ፡ ኣብ ደርባን ኣብ ዝተኻየደ ምርኢት ፋሽን
ጳፍ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ፈረንሳ (ጸጋም)ን ጳጳስ ኮፕቲክ ግብጺ ቴዎድሮስ ኻልኣይ Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ጳጳስ ኮፕቲክ ግብጺ ቴዎድሮስ ኻልኣይ ምስ ጳጳፍ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ፈረንሳ፡ ኣብ ጥልያን ተራኺቦም ደዕህሪ ዝነበሮም ዘተ ብሓባር ጻዕዳ ርግቢት ኣብሪሮም።
ሓምለ 8 2018 Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ መኽፈቲ ፌስቲቫል በርበር፤ ሞሮኮ ዝተኻየደ ምርኢት ምግላብ ፈረስ
ህጻናት ግመል እናጋለቡ ሓምለ 6 2018 Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ሞሮኮ፡ ምዕራባዊ በረኻ ከተማ ታን ታን ባህላዊ ምርኢት እናቐረበ
ሞሮኮኣዊት ጓል ኣንስተይቲ ደቡባዊ በረኻ፡ ባህላዊ መሸፈኒ ገጽ ተኸዲና Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ሰበኽሳግም ሰሜን ኣፍሪቃዉን ተኻፈልቲ እቲ ፌስቲቫል ነይሮም
ኡጋንዳዊ ብራነስ ሚካኤል ኦኮራች (ጸጋም) ንኬንያዊ ቪንሰንት ሞሴ እንትገጥም ሓምለ 7 2018 Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ኡጋንዳዊ ተጻዋቲ ራግቢ ምስ ኬኒያ ኣብ ናይሮቢ ኣብ ዝነበረ ጸወታ
ኬንያዉያን ደገፍቲ ጸወታ ራግቢ Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ኬንያዉያን ደገፍቲ ጸወታ ራግቢ
ዝሓለፈ ሮቡዕ፡ ኣብ ደቡባዊ ኬንያ ደቂ ኣንስትዮ ተምሃሮ ኣብ ሰዓት ምሳሕ Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ደቡባዊ ኬንያ ደቂ ኣንስትዮ ተምሃሮ ኣብ ሰዓት ምሳሕ
ቀዳማእ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድ (ጸጋም) ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ (የማን) ሰነዑእ፡ ሓምለ 9 2018 Image copyright GHIDEON MUSA ARON VISAFRIC/Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ ታሪካዊ ምትሕቑቋፍ መራህቲ ሃገራት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ከተማ ኣስመራ
ፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ስሪል ራማፎሳ (ጸጋም) ከምኡ'ዉን ፕረዚደንት ናይጀሪያ መሃመድ ቡሃሪ (የማን) Image copyright Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ ዝሓለፈ ሮቡዕ ኣብ ኣቡጃ ዝተራከቡ ፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ስሪል ራማፎሳን ፕረዚደንት ናይጀሪያ መሃመድ ቡሃሪን
ዓርቢ ሓምለ 2018 Image copyright Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ናይጀሪያ ኣምፑቴ ኣብ እዋን ልምምድ
ደገፍቲ ተቓወምቲ ዙምባብዌ ዝሓለፈ ሮቡዕ መረጻ ክካየድን ምምሕያሻት ክግበሩን ኣለዎም ዝብል ሰልፊ እንተካይዱ ቀይሕ ካርዲ ኣርእዮም Image copyright EPA
ናይ ምስሊ መግለጺ ደገፍቲ ተቓወምቲ ዙምባብዌ ዝሓለፈ ሮቡዕ መረጻ ክካየድን ምምሕያሻት ክግበሩን ኣለዎም ዝብል ሰልፊ እንተካይዱ ቀይሕ ካርዲ ኣርእዮም
ኡጋንዳዊ ጋዜጠኛ ኣብ ልዕሊ ሰልፊ ዘካይዱ ዝነበሩ ዜጋታት መንብዒ ጋዝ ንዝነዝሑ ፖላይስ እናሰነደ 11 ሓምለ 2018 Image copyright Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ ኡጋንዳዊ ጋዜጠኛ ኣብ ልዕሊ ሰልፊ ዘካይዱ ዝነበሩ ዜጋታት መንብዒ ጋዝ ንዝነዝሑ ፖላይስ እናሰነደ
6 ሓምለ 2018 Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ህጻናት ኣብ ደቡባዊ ሞዛምቢክ ብራዚል ምስ ቤልጅም ኣብ ዝነበራ ጸወታ ርብዒ ፍጻመ ኣብ ዝነበረ ሰዓት ዕረፍቲ ዝመሓላለፍ መላለዪ ካርቱን እናተኸታተሉ

ስእሊ፡ ካብ ኤኤፍፒ፣ ኢፒኤን ሮይተርስን

ተመሳሳሊ ዛዕባታት