ሪፖርተራት ቢቢሲ ካብ ዝወሰዱዎም ስእልታት እነሆ።
ናይ ምስሊ መግለጺ
ኣብ ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝተረኸቡ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ
ናይ ምስሊ መግለጺ
ኣደታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣጋይሽ ኤርትራ ንምቅባል
ናይ ምስሊ መግለጺ
ኣብ ኣቀባብላ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝተረኸበት ኣደ
ናይ ምስሊ መግለጺ
ኣብ ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝተረኸበት ንእስቲ ማክዳ ወርቁ
ናይ ምስሊ መግለጺ
ንኣቀባብላ መራሒ ሃገረ ኤርትራ ገጻ ትልከይ ዝነበረት መንእሰይ
Image copyright
Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ
ኣብ ካናቴራ ዝተስኣለ ምስሊ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድን
Image copyright
FITUSM AREGA/TWITTER
ናይ ምስሊ መግለጺ
ልኡኽ ኤርትራ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ፡ ሃገራዊ መዝሙር እናተዘመረ
Image copyright
Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንምቕባል ምድላዉ ዝገበራ ባህላዊ ሳዕሳዕቲ
ናይ ምስሊ መግለጺ
ባንዴራ ሃገራት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ቦሌ መዕርፎ ነፈርቲ
ናይ ምስሊ መግለጺ
ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንምቕባል ናብ ኣደባባያት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝወጽአ ነባሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ
Image copyright
FITUSM AREGA/TWITTER
ናይ ምስሊ መግለጺ
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ድሕሪ 20 ኣመት መሬት ኢትዮጵያ እንትረግጽ ንፈለማ እዋን'ዩ
ናይ ምስሊ መግለጺ
ነቲ ፕረዚደንት ብዝተፈላለዩ ኣልባሳትን መመለኽዒታትን ዝማዕረጉ ነበርቲ ተቐቢለሞ
ናይ ምስሊ መግለጺ
ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብዘካይዶ ዘሎ ዑደት ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረ ኤምባሲ ዳግም ክኽፈት ትጽቢት ይግበር
ናይ ምስሊ መግለጺ
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ እንኳዕ ደሓን መጻእኻ ንምባል ኣብ ዝተዳለወ ስነ ስርዓት፡ ብርክት ዝበሉ መናእሰይ ተረኺቦም
ናይ ምስሊ መግለጺ
ኢትዮጵያን ኤርትራን ጀሚረንኦ ዘለዋ ሓድሽ ምዕራፍ ሰላም ንብዙሓት ተስፋ ሂቡ'ሎ