ቅነ ኣፍሪቃ ብስእሊ፡ 20-26 ሓምለ 2018

ካብ ኣፍሪቃን ካልኦት ክፍላተ ዓለማትን ዝተሓዩ ኣፍሪቃዉያን ስእሊታት እዚ ሰሙን እነሆ።

ጀሪካናት ማይ ዝተጸዓነ ኣድጊ ትገንሕ ዘላ ሰበይቲ 24 ሓምለ 2018 Image copyright Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ ሰሉስ፡ ካብ ርእሰ ከተማ ቱኒዝያ፡ ቱኒዝ 15 ኪሎ ሜትሮ ርሒቓ ኣብ እትርከብ ከባቢ ጀሪካናት ማይ ኣብ ዝተጽዓነ ኣድጊ ዝተሰቐለት ሰበይቲ
ኣብ ማሊ ከተማ ባማኮ ኣብ መገዲ ዝሸጣ ደቂ ኣንስትዮ 25 ሓምለ 2018. Image copyright Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ማሊ ከተማ ባማኮ ኣብ መገዲ ዕዳጋ ዝገብራ ደቂ ኣንስትዮ
ደገፍቲ ፕረዚደንት ማሊ ኢብራሂም ቦዉባካር ኪታ፡ ጸሎት እንተብጽሑ 23 ሓምለ 2018 Image copyright Getty Images
ናይ ምስሊ መግለጺ ደገፍቲ ፕረዚደንት ማሊ ኣብ ወጻኢ ሃገር ዘለዉ ማላዉያን ኣብ መረጻ ክሳተፉ ጸሎት ኣብጺሖም
ዓርቢ፡ በዓል ሞኣያ ስነ ልቦና ኣቤል ካፖዶጎ፡ ኣብ ዙምባብዌ ጎደና ሮበርት ሙጋበ፡ ነዓእ መመረቂ ክዳን ተኸዲኑ ኣብታ ሃገር ንዘሎ ሰፊሕ ጸገም ስእነት ስራሕ ሙዝ ብምሻት ተቃዉምኡ ገሊጹ Image copyright Getty Images
ናይ ምስሊ መግለጺ ዓርቢ፡ በዓል ሞኣያ ስነ ልቦና ኣቤል ካፖዶጎ፡ ኣብ ዙምባብዌ ጎደና ሮበርት ሙጋበ፡ ናይ መመረቂ ክዳን ተኸዲኑ ኣብታ ሃገር ንዘሎ ሰፊሕ ጸገም ስእነት ስራሕ በነና ብምሻጥ ተቃዉምኡ ገሊጹ
መናሰይ ኢንተርኔት ንምጥቃም እናፈተኑ Image copyright Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ ዝሓለፈ ሮቡዕ፡ ጎግል ናይ ህዝቢ ናጻ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ኣብ ናይጀርያ ሌጎስ ኸፊቱ
ኣብዲሻኩር መሃመድ ወዲ 16 ዓመት ቆልዓ ብኹርዓት መጽሓፉ ሒዙ ናብቲ ዓርሳ ሃገር ኢላ ኣብ ዝኣወጀት ሪፐብሊክ ሶማሊ ላንድ ዝተዳለወ መሸጣ ፍሓፍ መጺኡ Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ደራሲ መጽሓፍ ወዲ 16 ዓመት ቆልዓ ብኹርዓት መጽሓፉ ሒዙ ናብቲ ዓርሳ ሃገር ኢላ ኣብ ዝኣወጀት ሪፐብሊክ ሶማሊ ላንድ ዝተዳለወ መሸጣ መጽሓፍ መጺኡ
ኣብ ገምገም ባሕሪ ማሳዋ፡ ዝጻወቱ ህጻናት፤ ኤርትራ 22 ሓምለ 2018. Image copyright Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ገምገም ባሕሪ ባጽዕ፡ ዝጻወቱ ህጻናት
ዝሓለፈ ቅነ ኣብ ከተማ ኣስመራ ሓደ ሰብኣይ ኣረጊት ግን ድማ ግቡእ ጽገና ዝተገበረላ መኪና እናዘወረ ሓምለ 20, 2018 Image copyright Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ ዝሓለፈ ቅነ ኣብ ከተማ ኣስመራ ሓደ ሰብኣይ ኣረጊት ግን ድማ ግቡእ ጽገና ዝተገበረላ መኪና እናዘወረ
ፕሬዝደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ኔልሰን ማንዴላ ንምዝኻር ኣብ ዝተሰርሐሓወልቲ "ሰልፊ" ዝሰኣሉ መናእሰይ Image copyright EPA
ናይ ምስሊ መግለጺ ብዙሓት፡ ኣፓርታይድ ብምቅላስ ዝፍለጥ ኔልሰን ማንዴላ ካብ ቤት መእሰርቲ ወጺኡ ፈላማይ መደረ እንከስምዕ ኣብ ዝተቐረጸ ሓወልቲ ስእሊ ይሰኣሉ ነይሮም

ስእሊ ካብ፡ ኤኤፍፒ፣ ኢፒኤ፣ ጌቲ ኢሜጅን ሮይተርስን