ኣሓት ህዝብታት ኣብ ምብዓል ቅዱስ ዮዉሃንስ ብስእሊ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቅን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድን ሎሚ ኣንጊሆም ኣብ ግንባር ቡሬ ብምርኻብ ንመስመር ቡሬ ማንዳ ብወግዒ ድሕሪ ምኽፋት ናብቲ በዓል ቅዱስ ዮዉሃንስ ብሓባር ዝኽበረሉ ዘሎ ዛላምበሳ ተጸምቢሮም።

ናይ ምስሊ መግለጺ ተፈላልዩ ዝጸንሐ ህዝቢ ብምርኻቡ ሓጎሱ ይገልጽ
ናይ ምስሊ መግለጺ ዳግም እንክራኸባ ሓጎሰን ብንብዓት ዝገልጻ ኣዴታት
Image copyright FITSUM AREGA/TWITTER
ናይ ምስሊ መግለጺ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቡሬ
ናይ ምስሊ መግለጺ ህዝቢ ኣጋይሹ ንምቕባል ኣብ ምጽባይ
ናይ ምስሊ መግለጺ ምክትል ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ምስ ሓለፊ ርክብ ህዝብን መንግስትን ኣቶ ሓለፎም ረዳእን ኣመሓዳሪ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ኣቶ ሽሻይ መረሳ
ናይ ምስሊ መግለጺ ነቲ በዓል ንምኽባር ኣብ ዛላምበሳ ዝተረኽቡ ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ
ናይ ምስሊ መግለጺ ኤርትራዉያን ሒዘን ካብ ዝሰገራ ኣዉቶብሳት
ናይ ምስሊ መግለጺ ካብ ኤርትራ ንዝመጹ ኣጋይሽ ዝጽበያ ኣንስቲ
ናይ ምስሊ መግለጺ ነቲ በዓል ንምኽባር ኣብ ዛላምበሳ ዝተረኽቡ ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ
Image copyright Tigray TV
ናይ ምስሊ መግለጺ ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤለ፡ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ፡ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣቶ ደመቀ መኮነን
Image copyright Tigray TV
ናይ ምስሊ መግለጺ በግማል ዝሰገሩ ኤርትራዉያን
ናይ ምስሊ መግለጺ ካብ ኤርትራ ንዝመጹ ኣጋይሽ ዝጽበያ ነበርቲ ዛላምበሳ