Media Player
ዳዊት ሽላን
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።
03.10.2018

''ዳዊት ሽላን ፈቃር'ዩ'' በዓልቲ ቤቱ

ሃገራት ኢትዮጵያን ኤርትራን ድሕሪ ናይ 20 ዓመታት ኣይሰላም ኣይኵናት፡ ዕርቀ ሰላም ምስ ኣውረዳ ድምጻዊ ዳዊት ሽላን ምስ ኢትዮጵያዊ ወላዲኡ ኣብ ዛላምበሳ ድሕሪ 19 ዓመታት ተራኺቡ።