ንወተሃደራት ኢንግሊዝ ዘይተምበርኸኸት፡ ናኒ

ንወተሃደራት ኢንግሊዝ ዘይተምበርኸኸት፡ ናኒ

ኣብ ዓሰርተ ሽዱሽተ ክፍለዘበን ኣባ ሃገረ ጋና ከምዝተወለደት ዝዝረበላ ናኒ፡ ብንግዲ ባርያ ናብ ጃማይካ መጺኣ ኣብ ከባቢኣ ኣዝያ ተፈራሒትነ መራሒት ነይራ።

ኣብ ጃመይካ ሀገራዊት ጅግና ስለዝኾነት ድማ ኣብ 500 ኖት እታ ሃገር ምስላ ተሃቲሙ ይርከብ።