''ቅዋምና ኣብ ግብሪ ክውዕል ንጽበ''

''ቅዋምና ኣብ ግብሪ ክውዕል ንጽበ''

ኣብ ኣስመራ ተወሊዳ ዝዓበየት ኣበባ ተስፋገርግስ ካብተን ፈላሞት ደረስቲ ኣፍሪቃውያን ደቂ ኣንስትዮ ሓንቲ እያ። ካብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ እሱራት ናይ ምፍታሕ፣ ቅዋም ክትግበር ትጠልብ።