ቅነ ኣፍሪቃ ብስእሊ፡ ካብ ሞተረኛ ክሳብ ኣመንቲ

ናይዚ ሰሙን ምሩፃት ስእልታት ኣፍሪቃ።

ጭቃ ዘብኩዕ ሰብ

ምንጪ ስእሊ, EPA

መግለጺ ስእሊ,

ስርሕቲ ካይላ (ሽክላ) ዝመሃር ተምሃራይ ጭቃ እናብኩዐ - ኣብ ደቡባዊ ግብፂ

ምንጪ ስእሊ, AFP

መግለጺ ስእሊ,

ኣብ ቡርኪናፋሶ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ብሽክሊታ 'ቱር ደ ፋሶ' ንተወዳደርቲ ደገፍ ዝገልፅ ሞተረኛ

ምንጪ ስእሊ, EPA

መግለጺ ስእሊ,

ደቡብ ኣፍሪቃውያን፡ ገፆም ብሕብርታት ለኺዮምን ዝተፈላለዩ መሸፈኒ ገፅ ገይሮምን ዓመታዊ ፌስቲቫል 'ሃሎዊን' እናኽበሩ

ምንጪ ስእሊ, AFP

መግለጺ ስእሊ,

ኣብ ሞሮኮ - ራባት፡ ዜጋታት ታ ሃገር 'ቦጅሉድ' ዝበሃል ፌስቲቫል እናኽበሩ። እዚ ዓመታዊ ፌስቲቫል ምስ 'ሃሎዊን' ዘራኽብዎ ሰባት ኣለዉ።

ምንጪ ስእሊ, Getty Images

መግለጺ ስእሊ,

ኣብ ፕረዚደንታዊ መረፃ ካሜሩን ንዝተዓወተ ፖል ቢያ ዝቓወሙ ዜጋታት እታ ሃገር ኣብ ፓሪስ-ፈረንሳይ

ምንጪ ስእሊ, AFP

መግለጺ ስእሊ,

ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ - ፕሪቶርያ ዝርከቡ ሰዓብቲ 'ኢቫንጃሊካል ክርስቲያን'፡ ኣብታ ሃገር እቲ ዝዓበየ ዝበልዎ ስርዓተ ፀሎት እናካየዱ

ምንጪ ስእሊ, AFP

መግለጺ ስእሊ,

ምስቲ ናይ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ተመሳሳሊ መዓልቲ፡ ማዳጋስካራውያን ሰዓብቲ እምነት ካቶሊክ ኣብ ከተማ ኣንታናናሪቮ ተኣኻኺቦም ስርዓተ ፀሎት ኣካይዶም።

ምንጪ ስእሊ, AFP

መግለጺ ስእሊ,

ኣብ ቱኒዝያ ከተማ ጁንዙር ንድግስ መርዓ ዝዳሎ መግቢ

ምንጪ ስእሊ, Reuters

መግለጺ ስእሊ,

ኣብ ሰኔጋል ጥቓ ዋና ከተማ ዳካር፡ ደሴት ጎሬ ኩዕሶ ዝፃወቱ ህፃናት

ምንጪታት ስእሊ፡ AFP, EPA, Reuters and Getty Images