ብበዓልቲ ቤቱ ዝተበለጸ ኣልበርት ኣንስታይን
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ብበዓልቲ ቤቱ ዝተበለጸ ኣልበርት ኣንስታይን

ውሩይ ሳይንቲስት ኣልበርት ኣንስታይን ምስ ናይ ፈለማ በዓልቲ ቤቱ ሚለቫ፡ ብሓንሳብ ኣብ ሓደ ዩኒቨርስቲ ተማሂሮም። ኣብ ሓደ እዋን ድማ ብ5 ነጥቢ በሊጻቶ ነበረት። ንሳ ኣብ ዝተሳተፈትሉ ስራሕ ተሸላሚ ኖቤል እንተድኣኾይኑ ካብቲ ዝርከብ ገንዘብ ክትካፈል ምዃና ቃል ኣትዩላ ድማ ነበረ።

ተመሳሳሊ ዛዕባታት